ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ክፍሊ ፈተና ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ውፅኢት ካብ ሞንጎ ዘመዝገቡ ተምሃሮ ብተወሳኺ ልዑል ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ እቲ ገምጋም ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኢትዮጵያ ኣተኣማማኒት ፍልፍል ንድልየት ፍሪያት ግብርና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ናይ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጫፍ ዝሓዙ ተረኻት ንኹሉ ብዘረዳድኡ ተረኻት ክትክኡ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጫፍ ዝሓዙ ተረኻት ንኹሉ ብዘረዳድኡ ተረኻት ክትክኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ከምኡ እውነ ምስ ኣፈ ጉባኤታት ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እንደሻው ጣሰውን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣንተነህ ፍቃዱን ሓዊሱ ኣመራርሓ ዞባታትን እቲ ክልልን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ስዑድ ዓረብ ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግልጋሎት ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ስዑድ ዓረብ ሳላሕ ቢን ናስር ኣል ጃስር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ብምዃን ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ እዋን ዑደት÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ፌዴሪኢ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ቦሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ትማሊ 10 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣማሲዩ ሰዓት 2:19 ሲኖትራክ ብዝበሃል ተሽከርካሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ በቲ ሓደጋ ኣስታት 30 ዓመት ዘለዎም ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መመሓየሺ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መመሓየሺ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ጉባኤ÷ ክልተ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ፡፡ ንኣዋጅ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ከተማታት ትግራይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ከተማታት ክልል ትግራይ ዘድሃበ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ሎይድ ኦስቲን ሃገሮም ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ቃል ብዝተኣተወ መሰረት ከምዝፍፀም መርግጋፆም ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሓገዝ ጦር…