Fana: At a Speed of Life!

ዴዝሬ ዱዌ ሽልማት ጎልደን ቦይ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ዴዝሬ ዱዌ ሽልማት ጎልደን ቦይ 2025 ተዓዊቱ። እቲ ወዲ 20 ዓመት ኣብ ውድድር ዓመት 2024/25 ምስ ፒኤስጂ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓን ናይቲ ሊግን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፅዋዓት ብምዕዋት ዕዉት ዓመት ምሕላፉ ይዝከር። ዱዌ…

ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ኣውሮፓ ዣን ኖኤል ባሮት ኣብ በኬ ዶሀሴ-ፓሪስ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ሓበራዊ ድሌት ኣብ ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ጠሚጦም…

ሰሜን ኮሪያ ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ዑደት እናገበሩሉ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ሮኬታት ተኲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ክልቲአን ኮርያታት ኣብ ዘዋስን ከባቢ ዑደት እናገበሩ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ሮኬታት ተኲሳ። ሰሜን ኮሪያ ኣብዚ ሰሙን ብዙሕ መወንጨፊ ሮኬት ስርዓታ ናብ 10 ዝፅግዑ ሮኬታት ምትኳ ጦር ደቡብ…

ኩባንያታት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ስራሕ ንኽጅምሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ስራሕ ንኽጅምሩ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢንቨስትመንት…

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዘፈር ዝርገሐ ማእኸላይ መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምነት፤ ኣመራርሓ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፈረንሳይን (ኢ ዲ ኤፍ) ከቲሞምዎ፡፡…

ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ኣብ ሰሜን እዚ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ሓዚኑ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ኣብ ሰሜን እዚ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ሓዚኑ ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ መበል ሓምሻይ ዓመት ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜንዝተፈፀመ…

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ንግዳዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ንግዳዊ ርክበን ንምስፋሕን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ተወካሊ ሚኒስትር ንግዲን ኢኮኖሚን ፈረንሳይ ኒኮላስ ፎሪሲየር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ምዕባይን…

24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ-ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ኣዛዚ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰሜን እዚ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት፥ “ከይድገም፣ ፍፁም…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ተተካኢ ዳይሬክተር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጌዛ ስትራመርን ልኡኽ…

መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ- ኣይተ ከበደ ዴሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው ሓላፊነት መንግስቲ…