ስፓርት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ ዓለም ለኸ ፀወታታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ። እቲ ፕሪሚየር ሊጉ ካብ 6ይ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ምክያድ እንትቕፅል÷ ቀጥታ ፈነወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ኣለዎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ሓገዝ ዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ጠለብ ነዳዲ ዝቆፃፀር ስርዓት ክትግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ጠለብ ነዳዲ ዝቆፃፀር ስርዓት ክትግበር ምዃኑ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ንብረትን ዕድጊትን መንግስቲ ሓጂ ኢብሳ፥ እቲ ስርዓት ዘይተገበአ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ብምግዳብ ጠለብ ነዳዲ ንምቑጣብ ዘኽእል ቴክኖሎጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ጎንደር ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፖርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ኣደም ኣብ ጎንደር መዕርፎ ነፈርቲ ቴዎድሮስ እንትበፅሑ÷ ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ባዩህ ኣቡሃይ፣ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን እቲ ክልል ኣይተ እርዚቅ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ግዳይ ድርብ ኢ-ፍትሃዊነት ኣህጉር ኢያ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ግዳይ ድርብ ኢ-ፍትሃዊነት ኣህጉር ከምዝኾነት ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ገሊፆም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ 7ይ ኮንፈረንስ ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣተሓሕዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም። ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ዘተኦም መንግስቲ እቲ ክልል ትኹረት ሂቡ እናወገኖም ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ጉዳያትን ገለፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንታት ንምውፋር ድሌት ንዘርአዩ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ። ዋና ፈፃሚ ስራ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ምክትል ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ብማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሓማማት ኣፍሪካን ሚኒስቴር ጥዕና ዛምቢያን ዝተሰናደአ ዘጋጀው 33ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈት ቼክ ሪፐብሊክ ብቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ፔትር ፊያላ ዕላዊ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ክልቲኦም መራሕቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ሃገር ዝፀንሐ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምስፋሕ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኔትዎርክ ሞባይል 5ጂ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣጀሚሩ Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ሞባይል 5ጂ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣጀሚረን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኢብራሂም ኡስማን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ነበርቲን…