Fana: At a Speed of Life!

ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ወፃኢ ዓዲን ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ፅባሕ 21 ሕዳር ብዝለዓለ ድምቀት ዝኽበር ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምስታፍ…

520 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ዩሪያ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ወደብ ጂቡቲ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)520 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ዩሪያ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ተወሳኺ 615 ሺሕ ኩንታል ኤን ፒ ኤስ ቦሮ ዝፀዓነት መርከብ እውን ፅባሕ ኣብቲ ወደብ ከምእትበፅሕ ተገሊፁ።…

ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ 3 ምራኹት ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ዛላ ቀበሌ ባዮ ዚማ ሓንቲ ላሕሚ ንኻልኣይ ግዘ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ወሊዳ። እታ ላሕሚን እቶም ምራኹትን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን ተገሊፁ፡፡ ወነንቲ እታ ላሕሚ ብሓደ ግዘ ንካልኣይ እዋን ሰለስተ…

ናብ ከተማታ ፈረንሳይ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታ ፈረንሳይ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ሰብ መዚ ኤሮኖቲካል ፈረንሳይ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ…

155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ምስ ዞባ ምብራቐ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ማሕበረሰብ ዓሌት ኢቱ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ብዝገበሮ ዘተ 155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ተወሺጦም ብሕቡእ ብምንቅስቓስ ንባዕሎም…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 ታሕሳስ ኣብ  ቫሌንሺያ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ። እቲ ኣትሌት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላፎ ፅሑፍ÷ ድሕሪ ናይ ብዙሕ ግዘ ጉድኣት ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ጀንዝሳተፍ…

ንድጎማ ተጠቀምቲ ተሽከርከርቲ 23 ነጥቢ 1 ቢለየን ብር ተኸፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንድጎማ ተጠቀምቲ ተሽከርከርቲ ልዕሊ 23 ነጥቢ 1 ቢለየን ብር ከምዝተኸፈለበዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016÷ ንመሸጣ ኮንትሮባንድ ነዳዲ ተቓላዕቲ ዝኾኑ ከባቢታት ብ65 ሚኢታዊ ምንካይ…

ማሕለኻታት ዓውዲ ትምህርቲ መፍትሒ ንመሃብ ብሙሉእ ተበግሶ ምስራሕ ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ ( ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 32 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ ብዘዝተፈላለዩ ጉዳያት ብትኹረት ድሕሪ ምዝታይ ውሳነታት ብምሕላፍ ኢዩ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘለዉ ማሕለኻታት ንምፍታሕን ዘለዉ…

ወታደራዊት ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ጃፓን ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ወታደራዊት ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ጃፓን ጠረፍ ባሕሪ ደሴት ያኩሺማ  ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ። እቲ ኩነታት ስዒቡ ሓለውቲ ጠረፍ ባሕሪ ጃፓን ኣብቲ ቦታ ትዕዝብቲ መርከባትን ኣውሮፕላናትን ከምዝተለኣኻ ዲፌንስ ብሎግ ፀብፂቡ፡፡…

ናህሪ ዋጋ ናብ 27 ነጥቢ 7 ከምዝወረደ ተገሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ኣብ ወርሒ መጋቢት ካብ ዝነበሮ 35 ሚኢታዊ ኣብ ወርሒ መስከረም 2016 ዓ.ም ናብ 27 ነጥቢ 7 ከምዝወረደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ÷ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ንባይቶ ወከልቲ…