Fana: At a Speed of Life!

ሕቶ ምክፋል ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጠናኽር ኢዩ – ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ምክፋል ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዝኾኑ ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ገሊፆም። ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ጎግል ኣብ ግልጋሎት ዘይወዓሉ ኣካውንታት ኣብዚ ሰሙን ምድምሳስ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ጎግል ተኸፊቶም ኣብ ግልጋሎት ዘይወዓሉ ኣካውንታት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ምድምሳስ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ዝድምሰሱ ኣካውንታት ድማ ተኸፊቶም ግልጋሎት እንተይሃቡ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን እዋን ዘቑፀሩ ኣካውንታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡ እቲ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ እተተግብሮ ዘላ ሓምለዋይ ተኮር ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ትካል ልምዓት ውሕመ ኣካፊሎም –…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ እተተግብሮ ዘላ ሓምለዋይ ተኮር  ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ትካል ልምዓት ውሕመ ምክፋሎም ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ  መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እቲ ጉባኤ ትማሊ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቕፅል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብቲ ዓዲ ከምዝኸዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም። ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…

ካብ ፍርያት ወርቂ 63 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2016 ካብ ፍርያት ወርቂ 63 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ሚኒስቴር መዓድን ገምጊሙ፡፡ ኣብቲ ርብዒ…

ሓይሊ ባሕሪ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ንምክልኻል ተዋፊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ሓያል ማይ ስዒቡ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ቀዲሙ ንምክልኻል ናብቲ ከባቢ ተዋፊሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር)፥ ነቲ ሓይሊ…

96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዜጋታ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ÷ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ምስ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ብምትሕብባር ከምዝገበሩ ተገሊፁ፡፡…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኹሉ ዘካትት ዘላቒ ልምዓት ኢንዱስትሪ ንኽህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ናይ ክብሪ ጋሻ ብምዃን መደረ ኣስሚዖም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዘቕረቡዎ ቁልፊ መደረ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ…