ብ230 ሚልየን ብር ዝትግበር ኣብ ዳግመ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ዘድሃበ ፕሮጀክት ዕላዊ ክግበር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳግመ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲን ምድሓን ህፃናትን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ፕሮጀክት ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ።
እቲ ፕሮጀክት ብ230 ሚልየን ብር ዝትግበር እንትኸውን÷ ብምትሕብባር ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይን ኢማጅን ዋን ደይን ዝፍፀም…