ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ እዋን ዑደት ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ኣፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲየን፡፡ "ዝሰልጠነ ስርዓት ንግዲ ንዝዓዘዘ ዕብየት ኣታዊ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ ዘተ እንትኸውን÷ ኣብቲ መድኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ጅቡቲ ዲሌይታ መሓመድ ዲሌይታ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲየን Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ጅቡቲ ዲሌይታ መሓመድ ዲሌይታ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲየን ። እተን ፕሬዚዳንትን ጉጅለ ልኡኽ ጂቡቲን ኣብ ኩለ መዳይ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ከምዝተዛተዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝተወለዱ ካልኣይ ትውልዲ ኣባላት ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝተወለዱ ካልኣይ ትውልዲ ኣባላት ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካል ፕሮጀክት ኮይሻ መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ሎጅ ዝሆን ዳና ጨበራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈትሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን መበል ሻድሻይ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን መበል ሻድሻይ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሓላፊ ክፍሊ ኣፍሪካን ስዊዘርላንድ ኣምባሳደር ፊሊፕ ስታልደር ዘቲዮም። ዕላመ እቲ ዘተ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ተፋሰስ ጉድኣት ከምዘይብሉ ግብፂ እውን ትፈልጥ ኢያ-ምሁራን Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ተፋሰስ ጉድኣት ከምዘይብሉ ግብፂ እውን ትፈልጥ ኢያ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ንመበል ራብዓይ እዋን ዝተሳለጠ ድርድር እቲ ግድብ፥ ግብፂ ነበር ውዕል ባዕዳዊ ግዝኣት ተፈፃሚ ይኹን ብምባላ ብዘይስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎጅ “ዝሆን ዳና” ጨበራ ተመሪቑ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮይሻ መኣዲ ንሃገር ዝለምዐ ሎጅ “ዝሆን ዳና” ጨበራ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን --- ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣማኻሪ ኣወዳድባ ርክብ ህዝቢ ኣይተ ጀምስ ዴንግ --- ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብ15 ሚሊየን ብር ዝተፀገና ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ግልጋሎት በቒዐን Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እምባስነይቲ ከተማ ነበለት ግዱሳት ፈተውቲ ዓዲ ብር 15 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዘፀገንወን ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ግልጋሎት በቒዐን። እተን ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ሙሉእ ብሙሉእ ዕንወት ዝበፅሐን ሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪነ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪነ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣፈ-ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣገልግሎታት መንግስቲ ቅልጡፋት፣ ውፅኢታዊን ጊዘ ቆጣቢን ንክኾኑ ዘኽእል ዘተ ክግበር ኢዩ። ወይዘሮ መሰረት ማቲዮስ ምክትል…