ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ፅንሰ ሓሳብ ዝተዋደደ ልምዓት ከተማታት ቻይና ተግባራዊ ብምግባር ገፀር ምስ ከተማ ኣብ ምትእስሳር ብዝትዋደደ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ማኣሊም ኣይማን ከምዝተቐተለ ተገሊፁ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ማኣሊም ኣይማን ብደገፍ ሓይሊታት ኣሜሪካ ሰራዊት ሶማሊያ ብመሰረት ዘካየዶ ወፍሪ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ማኣሊም አይማን ኣብ ሶማሊያን ከባቢኡን ዝተፈላለዩ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ብምምራሕ ኣፈፂሙ ኢዩ ብዝብል እንትእለሽ…
ቢዝነስ ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ። እቲ ባንኪ ሸሞንተ ቅርንጫፋትን ቤት ፅሕፈት ዲስትሪክትን ኣብታ ከተማ ብምኽፋት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ባንኪ ኢንተርናሽናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ዳግመ ውዳበ ኣመራርሓን እቲ ክልል ናብ ጭቡጥ ምንቅስቓስ ልምዓት ንኽእቶ ኣኽኢሉ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ዳግመ ውዳበ ኣመራርሓን እቲ ክልል ናብ ጭቡጥ ምንቅስቓስ ልምዓት ንኽእቶ ከምዘኽአለ ተገሊፁ። እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ብዘካየዶ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ብዙሓት ተጠርጠርተ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ብዘካየዱዎ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝተዋደደ ልዕሊ ሓደ ሺሕ ተጠርጠርቲ ምስ ዝተፈላለዩ ብዙሓት ኤግዚቢታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዐሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት…
ስፓርት ፊፋ ናይ 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ንኣባል ሃገራቱ ንልምዓት ኩዕሾ እግሪ ዝውዕል 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ኮንፌዴሬሽናት ሽዱሽቲአን ኣህጉራት ዝርከባ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 ፕሮጀክታት ተረባሕቲ ክኾና…
ስፓርት ሊዊስ ሱዋሬዝ ናብ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጓዊው ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ኣብ ናይ ጥሪ ዝውውር ናብ ኣሜሪካዊት ጋንታ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ፡፡ ሱዋሬዝ ብሓደ ዓመት ውዕሊ ኮንትራት ናብ ሜጀር ሊግ ሶከር ንምምራሕ ብቃል ደረጃ ኣብ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣካይዶም። በዚ ድማ “ካብ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይ ሃውቲ ዓመፅቲ ኣብ መራኽብ ንግዲ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ጠጠው ንኸብሉ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ዝተጣየሸ ጥምረት ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃውቲ ዓመፅቲ ኣብ መራኽብ ንግዲ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ጠጠው ንኸብሉ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ዝተጣየሸ ወታደራዊ ጥምረት ፀዊዑ። ኣመፅቲ ሃውቲ ኣብ ኲናት እስራኤል - ሃማስ ንፍልስጤማውያን ሓገዞም ንምርኣይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝንቀሳቐሳ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ኣባላት ስልጠና ይህብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሕኡ ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናሃቦ ዝፀንሐ ስልጠና ብብርኪ ኣባላት ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና÷ ዓቕሚ መንግስታዊ መሪሕነት ንምዕባይ ዕዙዝ ግደ…