ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)''ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት" ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ Desta Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወሽመጥ ቓዛ ተቘፃፂሩ ዘሎ ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ፡ ጅሆ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ኣብ ፈለማ እዚ ወርሒ ግዝያዊ ተዅሲ ደው ካብ ዝበለሉን ልዕሊ 100 ጅሆ ካብ ዝፍትሑን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝገብሮ ተሳትፎ ንኸዕቢ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝተፈጠሩ ዕድላት ክጥቀምን ተሳትፎኡ ከጠናኽርን ከምዝግባእ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ ስዊዘርላንድ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ጄኔቭ ብዝገበሩዎ ዘተ÷ ዳያስፖራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ብኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ዙ ሹንዚው ተዛቲዩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ዋና ከተማ ግዝኣት ሱቿን ዝኾነት ከተማ ቼንዱ ፅንሰ ሓሳብን ስርዓት ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቾ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሬን ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቸወሎም ተሓቲቱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ሽፈራው ገነቲ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ሰራሕተኛታት ባህሬን ኒብራስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ኣብ ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማልት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ኣፍሊጡ Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ምስ ኣካላት መከፋፈልቲ ቢራ ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ምገባ ተምሃሮን ህንፀት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቶም ፓርክታት ኢንቨስት ንምግባር ዝወሰነ እቲ ኩባኒያ ኣግሮ ግሩፕ ኢንቨስት፥ ለዕሊ 10 ቢሊየን ሩፕል ካፒታል ኢንቨስትመንት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብመንግስቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ 2016 ዓ.ምን ብውልቆም ከፊሎም ምምሃር ዝኽእሉ ተምሃሮን ይቕበል ኣሎ። እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ሎሚ ዘበን ተምሃሮ “ፍሬሸር ዊክ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዝቕበል ዘሎ። ሎሚ…