ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ምሕደራ ሃፍቲ ማይ ምጥንኻር… Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ከባቢያዊን ፖለቲካዊን ጉዳይ ከምዝኾነ ብምርዳእ ዝተዋደደ ምሕደራ ሃፍቲ ማይ ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን። "ማይን ንፁህ ኢነርጂን ንዘላቒ ዕቤት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቅነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዞባዊ ጉባኤ ሓለዋ ጥዕና እፅዋትን እንስሳትን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ 2ይ ዞባዊ ጉባኤ ሓለዋ ፅሬትን ጥዕናን እፅዋትን እንስሳትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ንክልተ መዓልቲ ዝካየድ ጉባኤ በዓል መዚ ሕርሻ ኢትዮጵያን ማሕበር ለኣኽቲን ኣፍረይቲቲን ሆርቲካልቸር ኢትዮጵያ ብሓባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ቪዛ ዝተሰረዞም ተዓዋቲ ኖቤል Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ንናይጄሪያዊ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቬል ዎሌ ሾይንካ ቪዛ ምስራዛ ተሓቢሩ። ወዲ 91 ዓመት ናይጄሪያዊ ደራሲ ዎሌ ሾይንካ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል እንትኸውን÷ ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃቦም ስደተኛ ዘይኮኑ ቪዛ ከምዝሰረዘን ከም እንደገና ኣሜሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማንም ፈተወ ፀልአ ኢትዮጵያ ተዓፅያ ኣይትነብርን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንም ፈተወ ፀልአ ርግፀኛ እየ ኢትዮጵያ ተዓፅያ ኣይትነብርን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንእተልዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ተወሳኺ ውግእ ንኽካየድ ኣይንደልን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተወሳኺ ውግእ ንኽካየድ ኣይንደልን እኳ ደኣስ ተሓባቢርና ሃገር ክነልምዕ ኢና ንደሊ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰላም ብዝምልከት ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ብሄራዊ ረብሓኣ ኢ-ፍትሓዊን ኢ-ርትዓዊን ውሳነ ዝተወሰነላ ሃገር ኢያ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ብሄራዊ ረብሓኣ ኢ-ፍትሓዊን ኢ-ርትዓዊን ውሳነ ዝተወሰነላ ሃገር ኢያ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኢትዮጵያ ኣባይ ምጥቃም ተፈጥሮኣዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ሞሽን ኣፅዲቑ Desta Oct 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2018 ዓ.ም ኣፅዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መበል ሓምሻይ ዓመት ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘድሊ ብሕታዊ መገዲ ሰለማዊ ሽግግር ስልጣን ጥራሕ ኢዩ -ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ሰላምን ፀፅታን ጠሚቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ምዕባለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሓጋዛይነት ናይ ምስስራሕ ጉልበት ዝበልዕ መንሽሮ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሓጋዛይነት ናይ ምስስራሕ ጉልበት ዝበልዕ መንሽሮ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ቢዝነስ ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ… Desta Oct 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ልምዓት ኮሪደር ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀደማይ…