ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ስጋት ዝፈጥር ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠረጠሩ 30 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ስጋት ዝፈጥርን ሸርፊ ወፃኢ ዘስእንን ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠረጠሩ 30 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፣ ሸገር ከተማ፣ ቢሾፍቱ፣ ሞጆ፣ ኣዳማ፣ ሃዋሳን ጂማን ብዝተገበረ…