ልዕልነት ሕጊ ምኽባርን ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅን ዋና ተግባር በጀት ዓመት መንግስቲ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅ፣ መገዲታት ሰላም ፀንቂቕካ ምጥቃምን ሃገራዊ ሰላም ምርግጋፅን ዋና ተግባር በጀት ዓመት መንግስቲ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት…