Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ተዛዚሙ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዕዱማት ዝተሳተፉሉ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስርዓት ገዳ ብዝሓለወ መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብምርቓት ኣባ ገዳታት ኢዩ ተጀሚሩ። ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣኽበርቲን ዕዱማት ኣጋይሽን ኣብቲ በዓል ተረኺቦም። እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ተምሳሌት…

ንስደተኛታት ፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ንመሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስደተኛታት ፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ንመሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ሰለሰት ትካላት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዝተፈራረሙ ትካላት ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ፌዴሪኢ፣ ብሄራዊ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም መታወቂያ ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ…

ኢትዮ ፖስት ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ዝለዓለ ግልጋሎት ብመሃብ ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፖስት ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ዝለዓለ ግልጋሎት ብመሃብ ተመራፂ ብምዃን ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ተሸላሚ ኮይኑ። በቢዓመቱ ግልጋሎት ፖስታ ንዝህቡ ምዘና ዘካይድ ሕብረት ግልጋሎት ፖስታ ዓለም ኢዩ፡፡ ኢትዮ ፖስት ድማ…

ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ሚኒስቴር ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊፁ። ሚኒስትር ሓበሬታ ዳውድ ኣዌይስ ንጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኲናት ኣብ ዝተኻየደለን ወረዳታት ዊሲልን ሻቤሎን ኣብ ልዕሊ…

ሃገር ለኸ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓበሬታ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ኢንዱስትሪን ግልጋሎት ስታትስቲክስ ኢትዮጵያን ሃገር ለኸ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓበሬታ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሞም። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣብቲ ስምምነት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሚኒስቴር ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ…

ብግርማ ብመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትርሕርሻ ግርማ ብመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ መና ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ጌቱ ገመቹ ሓዊሱ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን ዘፈር ሕርሻ ተረኺም።…

ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያ ንምዝማን ሓገዝ ከምዝገብር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ባንኪ ዓለም ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስቴር እቶትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ባንኪ ዓለምን "ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያን ብምዝማን ወፃኢ ዝቑጥብን ውፅታዊን ግልጋሎት ምሃብ" ብዝብል ማዕቐፍ ኣብ…

5ይ ፎረም ኢሬቻ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣባ ገዳታት፣ ኣደ ሲንቄታት፣ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራትን ሓለፍቲ ስራሕ…

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሓበራዊ ኣኼባ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝቕፅል ሰኑይ ክካየድ ኢዩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ያቆብ ወልደሰማያት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…