Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዋን ለውጢ 170 ቢሊየን ብር ዝነበረ ኣታዊ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት 1 ትሪሊየን ብር ትፅቢት ይግበር -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ለውጢ 170 ቢሊየን ብር ዝነበረ ኣታዊ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት 1 ትሪሊየን ብር ትፅቢት ይግበር ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…

ኢትዮጵያ ብጋዝ፣ ዘበናዊ ዱኽዒ፣ መዕርፎ ነፈርቲን ልምዓት ኣባይቲን እንሰርሖ ስራሕ ፀወታ ቀያሪ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሜጋ ፕሮጀክትታት…

ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብብዙሕ መዐቀኒ ልዑል ለውጢ ብቕልጡፍ ምምዝጋብ ኣኽኢሉ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን…

ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ልቓሓ ንምኽፋል ምንም ፀገም ኣይብላን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ልቓሓ ንምኽፋል ምንም ፀገም ኣይብላን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ…

2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ – ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) 2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5 ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…

ኬቨን ዴብሩይን ንዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ናፖሊ ኬቨን ዴብሩይን ኣብ ጭዋዳኡ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንነዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ጋንትኡ ናፖሊ ንኢንተር ሚላን 3 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ፍፁም ቅላዕ ኣብ…

ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን። እቲ በረራ ዝገብሩ ዝነበሩ ሓሙሽተ ሰራሕተኛታት ካብቲ ሓደጋ ምድሓኖምን እተን ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ንምርመራ ናብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ መልኣኸንን ተገሊፁ።…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለያ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብመሰረት ምደባ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሮም። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ናብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ መእተዊ ነጥቢ ዘምፅኡን…

ፕሮጀክት ካሉብ ጋዝ  ፍቕሪ ሃገር ብግልፂ ዝተርኣየሉ ስራሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ካሉብ ጋዝ  ፍቕሪ ሃገር ብግልፂ ዝተርኣየሉ ስራሕ ኢዩ ኢሎም ኣካቢ ኮሚቴ ጥምር ሰራዊት ፀፅታን ኣዛዚ ኣብቲ ቀጣና ዝተዋፈረ ከፍለ ሰራዊትን ኮሎኔል ልጅኣለም ምትኩ፡፡ ኣብዚ ሐዚ እዋን ተዛዚሙ ብኽፋል ስራሕ ዝጀመረ ፕሮጀክት ካሉብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ማይ ትርጉም ዘለዎም ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ሃፍቲ ማይ ብዝምልከት ትርጉም ዘለዎም ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ቅነ ማይን ኢነርጂን ኢዩ። ኢትዮጵያ…