ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድምቀት ተኸቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተዘላለዩ ከባብታት ሃገር ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ተወጊኑ፡፡ ኣብቲ ስነ-ርዓት፥ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዘረሓሕቐና ተግባራት ብምርሓቕ ኣብ ዘተኣኻኽቡና ኩነታታት ምትጋህ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድ ሕድ ካብ ዘጋጭውን ካብ ዘጠራጥሩ ተግባራት ብምርሓቕ ብፍቕሪን ሓድነትን ብምንባር ከም ዳሜራ መተኣኻኸቢ ጥበብ ምዕዳግ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች፥ በዓል ዳሜራ መስቀል 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ። ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ መዘምራን ቤት ትምህርቲ ሰንበት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነት ከምኡ እውን ዲፕሎማሰኛታትን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ በፃሕቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዳሜራ ምልክት ምልዋጥ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ንመስቀሊ ገበነኛታት ይውዕል ዝነበረ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ካብ ማእኸል ፒያሳ ክሳብ እንዳስላሴ ኣርባዕተ ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ። እቲ ጉያ፥ ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሞን ሓጎስ፥ ካብ ፌደረሽን ኣትሌቲክስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ። ኣብቲ ኣከባብራ በዓል፥ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ከተማ መቐለ ኣቡነ ኢሳያስ ሓዊሱ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢራቅ ኣብ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 100 ሰባት ምሕላፉ ተሰሚዑ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢራቅ ኣብ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 100 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ንሕልፈት ካብ ዝተቓልዑ ሰባት ብተወሳኺ፥ 150 ሰባት ከምዝቖሰሉ ቢቢሲ ፀብፂቡ። መበገሲ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ መርዓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 498 በዓል መውሊድ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ተኸቢሩ። እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ተኲሱ። በዓል መውሊድ ሰናይ ተግባራት ነቢዩ መሓመድ (ሰዓወ) መምርሒ ህይወት ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ምግባሩ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን ብሰላም ንኽዛዘሙ እኹል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፤ ንበዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን እንኳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት ብሰላም ንኽኽበሩ ምድላው ተገይሩ – ኮማንድ ፖስት Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግሲ ግሸን ደብረ ከርቤ፣ በዓላት መውሊድን መስቀልን ብሰላማዊ መገዲ ንኽኽበሩ ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ኮማንድ ፖስት ዞባ ደቡብ ወሎን ምምሕዳር ከተማ ደሴን ኣፍሊጡ፡፡ ኣባል እቲ ኮማንድ ፖስት ሻለቃ ደግሰው ዶሻ ከምዝገለፁዎ÷ 21 መስከረም…