Fana: At a Speed of Life!

ፈረንሳይ ዲፕሎማሰኛታታን ወታደራታን ካብ ኒጀር ከምተውፅእ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒጀር ዝተፀመ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ፈረንሳይ ዲፕሎማሰኛታታን ወታደራታን ካብ ኒጀር ከምተውፅእ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን÷ ሃገሮም ኣብ ኒጀር ዘለዉዋ ኣምባሳደራትን ብዙሓት ዲፕሎማሰኛታታትን ኣብ ዕድመ ሰዓታት ንምውፃእ…

ካብ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓሬታ ቁፅሪ 5

16ን 17 መስከረም ዝኽበሩ በዓላት መውሊድ፣ ዳሜራን መስቀልን ኣብ ክልል ኣምሓራ ነናይ ሃይማኖቶም ስርዓት ብዝፈቕዱዎ መገዲ ንኽኽበሩ ኮማንድ ፖስት እናሰርሐ ይርከብ። ናይ ህዝቢ ኣኼባታት ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኸልከሉ ይፍለጥ። ምኽንያቱ ድማ ፅንፈኛን ዘራፊን ሓይሊታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር 2016 ዓ.ም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ተጀሚሩ። ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ 2016 ዓ.ም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብዕሊ ዝተጀመረ እንትኸውን÷…

በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ ባህላዊ እሴታት ጉራጌ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ እሴታት ጉራጌ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንምምዝጋብ  በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ ምክትል ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኤሊያስ ሽኩር÷ ዞባ ጉራጌ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን መድሓኒት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኸፍርዩ ዕድል ኢንቨስትመንት ንምፍጣር ዝሕግዝ ኢዩ…

ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ኢና – ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣባላት እቲ ማሕበር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ዘኽእል ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት…

ኢስተርን ኮርፖሬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ብተመጣጣኒ ዋጋ ኣባይቲ ክሃንፅ ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢስተርን ኮርፖሬሽን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብተመጣጣኒ ዋጋ ዘለዎም ኣባይቲ ንምህናፅን ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ንምውፋርን ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ትራንስፎርሜሽን ኣይተ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ዘውፀኦ ፀብፃብ ውድቂ ገይራቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተሰየመ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ መበል 54 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰባኣዊ መሰል ዘቕረቦ ሪፖርት ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ፀጋኣብ…

ኣብ ከተማ ባህርዳር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር “ኩለመዳያዊ ሰላም ንምህናፅ ርብርብ ኩሉ ኣካል ይሓትት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ባህርዳርብ ከባቢኣን ሜጀር ጄኔራል ሙሉኣለም…

ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ኣብ ኒውዝላንድ ኣብ ረሳሕ ማይ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ ቫይረስ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ብብርኪ ዓለም ዝርገሐኡ ጀሚሩ ክኸውን ከምዝኽእል ተሓቢሩ፡፡ ተመራመርቲ እቲ…