ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኬንያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ክትሃንፅ ኢያ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2027 ጀሚራ ህንፀት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምጅማር ከምዝሃቀነት ተገሊፁ፡፡ እቲ ትልሚ÷ ምስ ምውሳኽ በዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ተተሓሒዙ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ስለዘድለየ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንበዓል ዳሜራ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝኽበር በዓል ምኽንያት ንተሸከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ብመሰረት ፅባሕ ረፋድ ካብ 5:00 ጀሚሩ ክሳብ ፍፃመ እቲ በዓል፡- ካብ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ…
Uncategorized በዓል መውሊድ እንትኽበር ሰናይ ስራሕቲ ነብዩ መሓመድ ብምትግባር ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መውሊድ እንትኽበር ሰናይ ስራሕቲን እዝነታትን ነብዩ መሓመድ (ሰዐወ) ብምትግባር ክኸውን ይግባእ ተገሊፁ። መበል 1 ሺሕን 498 በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ፅባሕ ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንበዓል ዳሜራ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ ዝኽበረሉ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተሳሊጡ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሐ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጥራቱ በየነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከምዝገለፁዎ÷ ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ ፅሬት ካብ ፅሬት ሓሊፉ ኣብቲ ቦታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ባህሊ ሩሲያ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዳራሽ ፑሽኪን ምድላው ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊ ሩሲያ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዳራሽ ፑሽኪን ምድላው ኣቕሪቡ። ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታት ዝጎልሁሉ መርሃ-ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ፑሽኪን ዘሰናደኦ እቲ ሚኒስቴር÷ ምስ መምርሒ ርክባት ወፃኢ ኦርቶዶክስ ቤተ…
ስፓርት ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ በፂሓ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ ምብፃሓ ኣረጋጊፃ፡፡ ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ዝተፃወተት ሃድያ ሆሳእና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ 5 ን 4 ብምስዓር ንፅዋዕ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ኣብ ፀወታ ፍፃመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ3 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ኣብዚ በጀት ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ3 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ኣብዚ በጀት ዓመት ከምዝዛዘም ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ባሌ ወረዳታት ደሎመናን ሃረና ቡሉቅን ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት÷…
ቢዝነስ ልዕሊ 400 ሺሕ ምዝገባ ንግዲን ግልጋሎት ፍቓድን ብኦንላይን ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዘይመልአ እዋን ልዕሊ 400 ሺሕ ምዝገባ ንግዲን ግልጋሎት ፍቓድን ብኦንላይን ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ካብ 1 ሓምለ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣወሃህባ ግልጋሎት ምዝገባን ፍቓድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን በዓል ዳሜራ መስቀል ርችት ምትኳስ ኣይከኣልን – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓል ዳሜራ መስቀል ርችት ምትኳስ ብፍፁም ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣገንዚቡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ÷ በዓላት ዳሜራ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ረቡዕ 16 መስከረም ብድምቀት ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም 14፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 498 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ (መውሊድ ) ረቡዕ 16 መስከረም 2016ዓ.ም ብድምቀት ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣብ ዓብዪ መስጊድ…