ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብ20 ሚሊየን ብር ዘህነፆም ኣባይቲ ንተረባሕቲ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ቢሮ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን እቲ ክልል ብምትሕብባር ብ20 ሚሊየን ብር ዘህነፆም ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት ኣረኪቡ።
ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ እቲ ቢሮ ሙክታር ሳሊህ፥ እቲ መርሃ ግብሪ…