ኢትዮጵያውያን ተመራመርቲ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀ ሰባት መፅሄት ታይም ተኻቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያውያን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀ ሰባት መፅሄት ታይም ኣሜሪካ ተኻቲተን።
ኣብቲ ፍሉጥ መፅሄት ዓለም ብፈጠርቲ ፅዕንቶ ዝተኻተቱ ኢትዮጵያውያን÷ ተመራመርቲ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል…