Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ ዕለት “ካብ ሸማቲ ናብ ኣፍራዪ” በዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ይክበር ኣሎ። ኣብቲ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ እቲ ኤግዚቢሽንን ዝተከቡ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን…

ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ኣባል ጉጅለ 20 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኒው ደልሂ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ጉጅለ 20 ሕብረት ኣፍሪካ ናብቲ ጉጅለ ከምዝተፀንበረ ገሊፆም። እቲ ፅንበራ ብሙሉ ድምፂ ኣባል ሃገራት ጉጅለ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበናዊ ማእኸል መሸጥን መኽዘንን ፍሪያት ሕርሻ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበናዊ ማእኸል መሸጥን መኽዘንን ፍሪያት ሕርሻ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ኣብ ለሚኩራ ዝተሃነፀ ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ ማእኸል መሪቐን ዝኸፈታ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣበቤ፥ ናህሪ ዋጋ ኣብ ምርግጋዕ፣ ጥዕና ዘለዎ ሰንሰለት ዕዳጋ…

ሚኒስትራት መዓልቲ መፍረያይነት ዝጠመተ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት መዓልቲ መፍረያይነት ዝጠመተ ኣብ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዕለት ‘’ካብ ሸማቲ ናብ ኣፍራይነት’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዴኤታትን ኢንዱስትሪ፣ ስራሕን ክእለትን ንግድን ቀጠናዊ…

ኣብ ሞሮኮ ብዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ብውሕዱ 300 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ብዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ብውሕዱ 300 ሰባት ሞይቶም። ካልኦት 153 ሰባት እውን ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ህንፃት ከምዝፈረሱ፣ ሓይሊ ኤሌክትሪክን ኔት ዎርክ ቴሌፎንን ን10 ደቒቓ ተቛሪፁ ከምዝነበረ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ሓቀኛ ናፅነት ንምርካብ ነፍሪ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጰጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓቀኛ ነፃነት ንምርካብ ነፍሪ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልኽቲ፥ እኹል ማይ፣ መሬት፣ መንእሰይ ዘለዋ ሃገር ካብ ልመና እንተዘይ ገላጊልናያ…

ኢትዮጵያን ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ንምሽግጋር ኩሉ ሰብ ክረባረብ ይግባእ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ኢትዮጵያን ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ንምሽግጋር ኩሉ ሰብ ክረባረብ ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ቤት ዕዮ 4 ጳጉሜን ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣፍራያይነት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፎ…

ኣብ ኣፍሪካ ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽን ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንዘዕብዮም ህፃናትን 250 ትሑት መሃያ ንዝኽፈሉ ሰራሕተኛታትን መኣዲ ኣንጊዶም። “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል…

ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ጉጅለ ልኡኾም ብምዃን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ…