Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ ወለዶታት ልውውጥ ፍልጠትን ልምዲን ዘይነዓቕ ረብሓ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ወለዶታት ልውውጥ ፍልጠትን ልምዲን ዘይነዓቕ ረብሓ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። የትውልድ ቀን ‘ኢትዮጵያ የትውልዶች ድምር’ በሚል መሪ ቃል በአዲስ አበባ ዋናው ግቢ እየተከበረ ነው። መዓልቲ ትውልዲ÷ “ኢትዮጵያ…

“መዓልቲ ትውልዲ” ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"መዓልቲ ትውልዲ" ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። ሎሚ 5 ጳጉሜ መዓልቲ ትውልዲ÷ “ኢትዮጵያ ድምር ወለዶታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ፓናል ዘተ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ እናተኸበረ ይርከብ፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ‘’ንህዝብን መንግስትን ሞሮኮ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝሓለፈ ህይወት…

መበል ራብዓይን መዛዘምን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት መገዲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይን መዛዘምን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት መገዲ ምዝዛሙ ቀዳምይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ቀዳምይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ንኢትዮጵያውያ ተሓባቢርና ብምስራሕማ ፈጣሪ ሓጊዙና ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ…

መዓልቲ ትውልዲ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ትውልዲ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ ''ኢትዮጵያ ድምር ውፅኢት ትውልዲታት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ብመሰረት እዚ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ…

ፋብሪካ ጫማ ህዋ ጂየን ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ጫማ ህዋ ጂየን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ። “ህዋ ጂየን ግሩፕ” ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ጫማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዋእለ ንዋዩ ኢንቨስት ምግባር ካብ ዝጅምር 12 ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ። ኣማኻሪ እቲ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ 13 ኣመራርሓ ካብ መዚነቶም ተኣሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ምኽኒያት ብምግባር ብመሰረት ዝተገበረ ገምጋም 13 ኣመራርሓ ካብ መዚነቶም ከምዝተኣለዩ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ኣፍሊጦም። ን55 ኣመራርሓ ድማ ሓዱሽ ናይ ሽግሽግ ሹመት ከምዝተውሃበ…

ኣብ ምጥንኻር መዋልዳን ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ምዕዋት ከምዝከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምጥንኻር መዋልዳን ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ምዕዋት ከምዝከኣል ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ማሕበር ሚድ ዋይፈር ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ሚድ-ዋይፈር ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም…

ኢትዮጵያ ኣብዚ ኣፀጋሚ ናይ ሓዘን እዋን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ሞሮኮ ከምእትስለፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ኣፀጋሚ ናይ ሓዘን እዋን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ሞሮኮ ከምእትስለፍ ኣፍሊጣ። መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ከቢድ ምንቅጥቃጥ  መሬት  ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፥…

ሓደ ቱርካዊ ን11 ሺሕን 196 ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ቱርካዊ ሓላፊ ማንዛዊ ባጤራን (ክሪፕቶካረንሲ) ክልተ ኣሕዋቱን ንኣውፈርቲ ሚልየናት ዶላር ብምትላሎም ነፍሲ ወከፎም ን11 ሺሕን 196 ዓመታት ክእሰሩ ከምዝተፈረዶም ተገሊፁ። ወዲ 29 ዓመት ፋሩክ ፋቲህ ኦዘር ኣብ 2021 እቲ ‘ቶዴክስ’…