ኣባል ሃገራት ማዕቐፍ ምትሕብባር ናይል ኣብ ሩባ ናይል ፍትሓዊ ተረባሕነት ቆራፃት ከምዝኾና ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ማዕቐፍ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዘፅደቓ ሃገራት ተዛቲዮም፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ሩዋንዳ፣ ታንዛኒያ፣ ኡጋንዳ፣…