ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፡ ብሰላም ዝፀንዐት፣ ብሉዓላውነት ዘይትደራደር mizan mekonen Oct 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ገለ ሃገራት ዶባተን ብመንደቕ ይሕልዋኦ። ኢትዮጵያ ግን ዶባታ ብኻልእ ነገር ትሕልዎ፤ ብዘይናወፅ መትከል። ኢትዮጵያውነት፣ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ ዝተዘርግሐ ማሕተም እዩ። ኣብ ዓውደ ውግእ ዘይተደራደረት፣ ኣብ ጠረጴዛ ስምምዕ እውን ክብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኸበረ ይርከብ mizan mekonen Oct 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ክኽበር ጀሚሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣባ ገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ብምርቓት ኣጀሚሮምዎ። ኣብቲ ኣከባብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ መደመር ፈተናታት ናብ ዕድል እናቐየረ ውፅኢታት እናመዝገበ ይርከብ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ መደመር ተፈጥሮኣዊን ብሰብ ስራሕ ፈተናታት ናብ ዕድል እናቐየረ ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያውን ፖለቲካውን መዳያት ዓበይቲ ውፅኢታት እናመዝገበ ይርከብ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስተር ንበዓል ኢሬቻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Oct 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኽቶም፥ መዓልቲ ኢሬቻ መዓልቲ ሓጎስ፣ ሰላምን በረኸትን ክኸውን ተመኒዮም። #ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዩህዝቢ #ዓብዩራእይ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕልሚ ካይሮን ተለኣኣኺት ኣስመራን mizan mekonen Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ዝርአ ዘሎ ጂኦ ፖለቲካዊ መድረኽ ዝርኣዩ ተለዋዋጢ ፍፃመታት ብግልፂ ዘርእዩዎ ሓደ ሓቂ ኣሎ፤ እዚ ድማ ስልታዊ ፍልፍል ፍርሒ ካይሮን ኣስመራን ኩለመዳያዊ ምዕባለን ራህዋን ኢትዮጵያ ምዃኑ እዩ። ኢትዮጵያ ዘለዋ ተፈጥሯዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብኳኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ 2019 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ሽመልስ ኣብ መልእኽቶም፤ በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ዕርቂ፣ ይቕሬታን ምትሕስሳብን ህዝቢ ኦሮሞ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስመር ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገር Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ መንግስቲ ዘሕለፎም ውሳነታት ኢትዮጵያ ንሕልውናኣን ሉኣላውነታን ዘለዋ ቀይሕ መስመር ብግልፂ ዘስመረትሉ ታሪኻዊ ፍፃመ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክዕፆ ዝወሰነት እንትትከውን፤ 10 ዲፕሎማሰኛታት ኤርትራ እውን ኣብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ ኢሬቻ ሰላም እዩ! ገዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም እቲ ዞባን ትንሳኤ ኣፍሪካን ብትምኒት ሽርሐኛታት ኣይኹለፍን Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብታሪኻ፣ ብጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣኣን ዓንዲ ሑቐ ስትራቴጂካዊ ሚዛን እቲ ዞባን እያ። ኣብ ታሪኻ ናይ ባዕላ ሉኣላውነትን ናፅነትን ጥራሕ ዘይኮነትስ ንናፅነት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ንምስረታ ሕብረት ኣፍሪካን ንምሕላው ሰላም እቲ ዞባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅኒት ቀንዲ ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ወርሒ ነሓሰን መስከረምን mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ሓምለዋይ ኣሰር፡- “ተስፋን ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ዝፀንሐ ናይ 2018 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምዝዛሙ ምክንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት…