Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መርአያ ቆራፅነት ዓሚቕ ፍቕሪ ሃገር

ኢትዮጵያ ካብ ኣኽራናታ ዝዓበየ ታሪኽ፣ ካብ ሩባታታ ዝዓሞቐ ባህሊን ብሓድነት ደቃ ዝተሃነፀት ዓባይ ሃገር እያ። እታ ሃገር ኣብ መድረኽ ታሪኽ ብኽብሪ ክትቀውም ካብ ዝገበሩዋ ሓደ ዘይብዳህ ሓርበኝነት እዩ። ካብዚ ንላዕሊ ድማ፣ ህዝባ ምስ ሃገሮም ዘለዎም ዓሚቝ መንፈሳዊን ኣካላዊን ምትእስሳር ፍሉይ…

ኣባይናን ቀይሕ ባሕሪን ንኩለመዳይ ልምዓትን ዞባዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ ዘረጋግፁ መሰረታት እዮም – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን ኩለመዳይ ልምዓትን ዞባዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ ዘረጋግፁ መሰረታት እዮም ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር፤ ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን መፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ንነዊሕ እዋን እናወሰኑ ከም ዝፀንሑ…

ኣብ ኣጀንዳታት ጉዳያት ሃይማኖትን ህንፀት ሰላምን ተዛተይቲ ኣብ ስምምዕ በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተዛተይቲ ኣብ ኣጀንዳታት ጉዳያት ሃይማኖትን ህንፀት ሰላምን ዘቕረቡዎም ምኽረ ሓሳባት ኣብ ስምምዕ በፂሖም ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ። እቲ ኮሚሽን ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብቤት ምኽሪ እቲ…

ንክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ኩነታት ዝሕሉ ዘበናዊ ሓይሊ ኣየር… ሊሎ ሰማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ናይ ሓንቲ ሃገር ክሊ ኣየር ብንቕሓትን ብጥንቃቐን ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ናይ ምክልኻል ሓላፍነት ኣለዎ። መጥቃዕቲ እንተተፈፂሙ እውን ኣድላዪ ምላሽ ብምሃብ ነቲ መጥቃዕቲ ይምክት፤ ብቕልጡፍን ብዝተሓተ ክሳራን ድማ ይዛዝም። እዚ…

ጉዕዞ ቅልውላው ዘይጋዊ ጉጅለ ህወሓት ካብ ዝተሰሓሓተ ናይ ያታ ቃልሲ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ናይ ኣፍ ኣፍ ሞት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ኣካይዳ ዘይጋዊ ጉጅለ ህወሓት  ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዓብዪ በሰላ ዝሓደገ ኮይኑ እዩ። እቲ ውድብ ካብ ግዜ በረኻ ጀሚሩ ህዝቢ ትግራይ መሰረት ቃልሱ ብምግባር ዝተጓዓዘ እኳ እንተኾነ፤ ዝተኸተሎም ሜላታትን ዝወሰኖም ውሳነታትን ኣብ…

ኣብ ኢኒሼቲቭ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ልውውጥ ተሞክሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዘሰናደኦ ኣብ ኢኒሼቲቭ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ልውውጥ ተሞክሮ ተኻይዱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መናእሰይ ናብ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ኢኒሼቲቭ ክፅንበሩን እዋን…

ሸኔ ምስ ዝፀልኦን እናኣሰሩዎ ምስነበሩን ጉጅለታት ምትሕብባር እናፈጠረ ይርከብ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሸኔ ዝተበገሰሉ ዕላማ ብምርሳዕ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ምስ ዝርከቡ ሸኔታት ምትሕብባር ይፈጥር ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኦቢኤን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብዚ ሕዚ…

ካብ ዞባዊ ምትእስሳር ክሳብ ዓለም ለኸ ተሰማዕነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምንቅስቓስ ሓድነት ኣፍሪካ ካብ ምድጋፍ ቃልሲ ናፅነት ኣፍሪካውያን ጀሚራ ኣህጉራዊ ትካላት ኣብ ምምስራት ታሪኻዊ ግ ተፃዊታ እያ። መንግስቲ መደመር ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ መላእ ኣህጉርን ዘለዋ ናይ ነዊሕ እዋን ኣብ ታሪኽ…

ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን ብኹሉ መዳይ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ልምዓት ትሰርሕ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሕርሻ ጥራይ ዘይኮነስ ብኹሉ መዳይ ሰፊሕ ስራሕቲ ልምዓት እናሰርሐት ትርከብ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኦቢኤን ኣብ ዝገበርዎ ፃሒት፤ ብዛዕባ ሕቶታትን ቃልስታትን ህዝቢ ኦሮሞ፣ ታሪኽ…

ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክንቃለሶ ይግባእ – ካብ ዓፈና እቲ ጉጅለ ሃዲሞም ዝመፅኡ መናእሰይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክንቃለሶ ይግባእ ኢሎም ካብ ዓፈና እቲ ጉጅለ ሃዲሞም ዝመፅኡ ተወለድቲ መናእሰይ ክልል ትግራይ፡፡ እቶም መናእሰይ÷ ተለኣኣኺ ታሪኻዊ ፀላእቲ ዝኾነ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ሕወሓት ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን…