Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣገልግሎት ጥዕና ጠሚቱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንማኽበረሰብና ጥሬቱ ዝሓለወን ፍትሓዊን ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ፖሊሲ ጥዕናን ስትራቴጂን ብምሕንፃፅ በዓል ዋናነት ሕብረተሰብ ብዘረጋገፀ መልክዑ ስራሐቲ ብትኹረት እናወገነ ከምዝኾነ ናይ ኣደባባይ ሓቂ ኢዩ። ምኸንያቱ ድማ…

ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ኣላ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዓውዲታት ግብርና፣ ማኑፋክቸሪንግን ኮንፍረንስ ቱሪዝምን ካልኦተን  ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ከምዘላ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ፥…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ተስፋ ዝህብ ውፅኢት ኣመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተተግበር መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ተስፋ ዝህብ ውፅኢት ኣመዝጊቡ  ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሎሚ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ታዬ…

ኢትዮጵያ ሰላም ናይ ምኽባር ግደኣ ኣዘሚና ከምትቕፅል ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምኽባር ዓለም ለኸ ሰላምን ድሕንነትን ዘለዋ ዘበናት ዝተሳገረ ግደ ብዝበለፀ ብምዝማን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣረጋጊፀን፡፡ ብሚኒስትር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ በርሊን እናተኻየደ…

ሃገር ናተይ ዝብሎ መውፅኢን መእተዊን እንድሕር ዘይሃሊዩዋ ንዝመፅእ መጥቃዕቲ ዝተቓለዐት ትኸውን – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ናተይ ዝብሎ መውፅኢን መእተዊን እንድሕር ዘይሃሊዩዎ ንዝመፅእ መጥቃዕቲ ዝተቓለዐ ከምዝኸውን ምሁራን ገሊፆም። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተማራማሪ ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ብሩክ ሃይሉ (ፕ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ሕቶ በሪ…

ህወሓት ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ከምዝተሰረዘ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ምስራዙ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ…

ዓመታዊ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገማት ብሰላማዊ ዘተ ብምፍታሕ ሃገር እፎይታ ንኽትረክብ ምግባር ከምዝግባእ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአኵስም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ብፁእ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም፡፡…

ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት እጃሞም ንኸጠናኽሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት ዘለወን ግደ ኣጠናኺረን ንኽቕፅላ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣገንዚቦም፡፡ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ…

ዞባዊ ድሕንት ንምሕላው ትካላት ፀፅታ ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዞባዊ ድሕንነት ንምሕላው ዞባዊ ትካላት ፀፅታ ምጥንኻርን ብሓባር ምስራሕን ኣድላዪ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ዞባዊ ኣኼባ ኮሚቴ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ…

3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚን ፅባሕን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ብቐንዱ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ማሕበረሰብ እምነት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ፣ ኣጀንዳ 2063 ሕብረት ኣፍሪካ ንምዕዋትን ከይዲ ጉጅለ…