Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብራዚል ኣብነት እያ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ተኻይዶ ፃዕሪ ብራዚል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ዓወት ቀንዲ ኣብነት ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡‎ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ካብ 2ይ ውሕስና ምግቢ…

ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዞባ ጅማ ተሞክሮ ዝውሰደሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ እናተወገነ ዝርከብ ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዝበረታታዕን ተሞክሮ ዝውሰደሉን ከምዝኾነ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ትሩፋት ሌማት፣ ስግግር ስርዓተ ምግቢን ግምጋም ኣፈፃፅማ ኮሚሽን ኣመራርሓ…

ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ቦርድ መረፃ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ኣመራርሓ ኣቕራቢ ሕፁያት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትጵያ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ቀሲስ ታጋይ ታደለ ከይዲ ምልመላን ዝተመረፁ ሕፁያትን ዕላዊ እንትገበሩ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ስርዓት ምግቢ ዘጠናኽር ልውውጥ ልምዲ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ብራዚል-ኣፍሪካ ስርዓት ምግቡ ዘጠናኽሩ መድረኻት ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም። በቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 2ይ ጉባኤ ውሕስና ምግቢ፣ ምክልኻል ጥሜትን ልምዓት…

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፦

ኣብ ውሽጢ ሒደት ዓመታት፣ ዲጂታል ማንነት ተስፋ  ዝህብ ካብ ዝኾነ ፈጠራ ናብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን መሰረታዊ ዓንዲ ተሰጋጊሩ። ድሕረ ሐዚ ኣማራፂ ዘይኮነስ ንሰባት ካብ ኣገልግሎታት፣ ማሕበረሰባት፣ ትካላትን መንግስታትን ዘራኽብ ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ኢዩ። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ብዲጂታል…

15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ከምዝኾኑ ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ኣይተ ዮዳሄ ዘሚካኤል ገሊፆም። ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ ጉባኤ ኣብ…

ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዘተኣማምን መረዳእታ ለውጢ ክሊማ ንምፍልፋል ጠንካራ ስርዓት ክዝርጋሕ ይግባእ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣባል ሃገራት ዘተኣማምን መረዳታ ለውጢ ክሊማ ንምፍልፋል ዘኽእል ስርዓት ክዝርግሑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ማእከል ትንበያን ትግበራን…

ኣብ ኣፍሪካ ድኽነትን ስእነት ስራሕን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምጥንኻር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ድኽነት፣ ስእነት ስራሕን ኣድልዎን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምትሕብባርን ምጥንኻር ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ መበል 20 ዓለም ለኸ ትካላት ስራሕ ዝተመስረተ ናይ በዓል ሞያታት 'ሌቨር ቤዝድ…

ሃገር ምህናፅ ዝከኣል ኣብ ህፃናት እንትስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ልምዓት ቀዳማይ ቁልዕነት ሃገር ዝርከብ ትውልዲ ንምህናፅ ዘኽእል ባይታ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመሓዳሪ ግዝኣት ሞምባሳ ኬንያ ኣብዱልስዋማድ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ዲጂታል መሰረተ ልምዓትን ስራሕቲ መማዕበሊ ክእለትን መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ  ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስን ንምዕባለን…