ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ "ኣሸንዳ መሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ከተማ መቐለ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ኣሸንዳ ሕድሕድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ 2017 ዓ/ም ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ’ቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። እቶም ኣጋይሽ ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ እንትበፅሑ ብህዝቢ እታ ከተማን ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘበረኸ ሓምለዋይ ኣሰር Desta Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ምክልኻል፣ ኢኮኖሚን ፍሪያትን ኣብ ምውሳኽ ሽም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘበረኸ ተግባር ኢዩ ኢሎም ምሁራን። ኣብ ሚኒስቴር ግብርና መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ ፋኖሴ መኮነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ትሪሊየን ዶላር ዕዳጋታትን ናይ ንቑሕ ዜጋ ግደን Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ዝተፈላለዩ ሃሽታጋት ብምጥቃም ንሃገሮም ኣምበሳደር ክኾኑ ትፅቢት ይግበረሎም። ዓለም ለኸ ትካል መፅናዕቲ ክመ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብብርኪ ዓለም ብዑደት ቱሪዝም፣ ፋሽን ኢንዱስትሪ፣ ምትእንጋድ ኣኼባን ባህላዊ ምግቢታትን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም። Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም። ብዙሕነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን መግለፂኣ ዝኾነት ኢትዮጵያ ወናኒት ምዝዛም ክረምቲ ዘብስሩ ትውፊታት ኢያ። ካብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ደናግል ጎራዙ ናብ ኣደባባይ ብመውፃእ ዘስመዐኦም ህብረ ዝማሬታት ኣብ ሰሜን ክፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅነ ኣሸንዳ… Desta Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅነ ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ካብ 16 ነሓሰ ክሳብ 16 መስከረም ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ኢዩ ይኽበር። ብባህላዊ መመላኽዒ ዝያዳ ፀቢቐንን ማዕሪገንን፣ ጋመ ተቖኒነን፣ ኩትሻ ኣብ እዝነን ሕንቆ መስቀልን ባቡር መስቀልን ኣብ ክሳደን ገይረን፣ ኮንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጣነ ተወሳኺ እሴት ታክስ 15 ሚኢታዊ ኮይኑ ንኽቕፅል ተወሲኑ – ሚኒስቴር ገንዘብ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ብመሰረት መመሓየሺ ኣዋጅ ተወሳኺ እሴት ምጣነ ተወሳኺ እሴት ታክስ 15 ሚኢታዊ ኮይኑ ንኽቕፅል ተወሲኑ ኢሉ፡፡ ነባር ኣዋጅ ተወሳኺ እሴት ታክስ ካብ ምጣነ ወፃእ ካልኦት መመሓየሺታት ብምክታት ድሕሪ ልዕሊ 3 ዓስርተ ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኩሎም ኣመራርሓን ኣባላትን ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣11 ነሓሰ ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም:: እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመናዊ ታሪክ ስነ ጥበብ ዓብዮ ኣሰር ዘንበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃኢ ዘለው ብዙሓት ከተማታት ዝረኣናዮ ምዕባለታት ዝተፈላለየ ኣማራፂታት ከምዘለና ዘርእዩ እዩም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ… mizan mekonen Aug 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃኢ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዝረኣናዮ ምዕባለታት ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ከምዘለናን ዘርእዩ ዘይተጠቐምናሉ ዓቕሚና እውን ዝገልፁ እዩም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ…