ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሕቡራት ሃገራት ሓዊሱ፥ ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም እንትበፅሑ÷ ኣብ ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 24 ሰነ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ 24ን 25 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዘካይድ ተገሊፁ። 22 ሰነ 2016 ዓ.ም ድማ ናይ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ኣባላት መሰረታዊ ጉዳያት ፊሲካል ፌዴራሊዝም ጭቡጥ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር መሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር መሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ሎሚ መዓልቲ ሓደ ዓወት ስራሕቲ ህንፀት ከተማና ዝኾነ ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ንምዕዋት መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ንምዕዋት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣተሓሳሲቦም። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ዘተ መደረ ዘስምዑ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 37 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነትን ናብ ዝሓሸ ብርኪ ከብ ንምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ልዝብ ተሳሊጡ። ብተወሳኺ ጉዳይ ናብ…
Uncategorized መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ትሮፒካል ደኒ ኦስሎ ናእዳ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኖርዌይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ሮፒካል ደኒ ኦስሎ ይሳተፍ ኣሎ፡፡ እቲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሃገራት እቲ ከባቢ ሓዊሱ ተኻፈልቲ ዝኾናሉ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር፤ ናይ ዝሓለፉ ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ብሕጊ ዝምራሕ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ክህሉ ምግባር ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ፌዲሪኢ ጥዑይ፣ ፍትሓዊ፣ ብሕጊን ስርዓትን ዝምራሕ ኢኮኖሚ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ክህሉ ምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዞቦም፡፡ ነቲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ፃንሒተን ንዝዛዘማ ተወካሊት ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ካላብሮ ኡላሪያ ተትሪዝያ ኣሰናቢቶም Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ፃንሒት ንዝዛዘማ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ኣብ ኢትዮጵያ ካላብሮ ኡላሪያ ፓትሪዚያን ኣሰናቢቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝተላለያ ወደባት ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጅቡቲ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ዝርከብ ወደብ ዳመርጆግን ኣብ ዓለም ለኸ ናፃ ንግዲ ዞባ ጅቡቲን ዑደት ኣሳሊጦም። ካብዚ ምተወሳኺ ሓፈሻዊ ዝውውር ፍርያት ወፃኢን ኣታዊን ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየደላ…