Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

2 ጳጉሜን ናይ ሪፎርም ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሪፎርም ንዝለዓለ ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2 ጳጉሜን 2 ናይ ሪፎርም ዕለት ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ከም ሃገር ዘጋጠሙ ናይ ፖለቲካ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ስብራታት ንምፅጋን ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንምርግጋፅ ኣብ…

እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ 2 ጳጉሜን 2016 ዓ/ም፣ ናይ ሪፎርም ዕለት “ሪፎርም ንዝለዓል ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር…

ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ። "ዘላቒ ምኽታም ንትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝቐነየ…

ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ሃገር መልቀቂ ፈተና 12 ክፍሊ ንምውሳድ ካብ ሞንጎ ዝተመዝገቡ 701 ሺሕን 749 ተምሃሮ 97 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ…

ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሸገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። እቶም ኣፈ-ጉባኤ ኣብ 1ይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ተገኝተው…

እዚ ምብራቕ ኣብ መላእ ሃገር ብምውፋር ዶብ ዘኽበረ ጅግና እዚ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓደ ኣካል ሰራዊት ምክልኻል ዝኾነ እዚ ምብራቕ ኣብ ምብራቓዊ ከባቢ ሃገርና ጥራሕ እንተይተወሰነ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብምውፋሩ ዶብ ኢትዮጵያ ዘኽበረ ጅግና እዚ ከምዝኾነ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡…

መዓልቲ ምስጋር ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን - መዓልቲ ምስጋር “ናይ ምስጋር ጥሪታት፣ ዓቕሚ ዓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት ኢትዮጵያ ንምስጋር ብዝተገበሩ ፃዕሪታት ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብቲ ከይዲ ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ዝሕሰቡሉ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሕድሳት ዝተገበረሉ ቤተ መንግስቲ ሃረር መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሕድሳት ዝተገበረሉ ቤተ መንግስቲ ሃረርን ሓዱሽተ ዝረሃነፀ ኣዳራሽ ምብራቕ ጮራን መሪቖም ከፊቶም። መበል 47 ዓመት ምስረታ እዚ ምብራቕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ፡፡

ንመላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ን1 ጳጉሜን 2016 ዓ.ም፣ መዓልቲ ምሽጋር ብሰላም ኣብፀሐኩም! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ 1 ጳጉሜን “መዓልቲ ምስጋር" ኣመልኪቱ መልእኽቲ ኣመሓሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መልእኽቱ÷ ንመላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ን1 ጳጕሜን 2016 ዓ.ም፣ መዓልቲ ምሽጋር ብሰላም ኣብፀሐኩም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤይጂንግ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሲሲሲሲ ከተማታት ኢትዮጵያ…