ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልጽግና ንተጎዳእቲ ወገናት ዞባ ጎፋ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ኣበርኪቱ Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈትን ብሓባር ብምዃን ንተጎዳእቲ ወገናት ዞባ ጎፋ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ኣበርኪቱ። እቲ ደገፍ፥ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝህሊ ተገሊፁ Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግድብ ተከዘ ዝኣቲ ማይ ኣብ ከይዲ ምትንፋስ ዘለዉ ዩኒታት እቲ ጣቢያ ስራሕ ደው ብምባሎም ምኽኒያት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝህሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብቲ ግድብ ማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኩሉ ግዘ ድልውቲ ኢያ- ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኩሉ ግዘ ድልውቲ ከምዝኾነት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ፋራህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝግበር ተኸላ ፈልሲ ዝገብርኡ ምድላው ከምዝዛዘማ ኣፍሊጠን Desta Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ክልላት 17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝካየድ ተኸላ ፈልሲ ዝገብርኡ ምድላው ከምዝዛዘማ ኣፍሊጠን። ብመሰረት እዚ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ናይ መትከሊ ቦታ ሓዊሱ ዓይነታትን መጠንን ፈልሲ ብምድላው ምዝዛሙ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ቪዛ ካርድ ምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ኣቢልካ ቪዛ ካርድ ንምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቪዛ ካርድን ባንኪ ኣቢሲኒያን ሎሚ መዓልቲ ብሓባር ኣጀሚሮምዎ፡፡ ቪዛ ዳይሬክትን ቴሌብር ሬሚት ኣፕን ቴሌብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስንዳእ ፍኖተ-ካርታ ትግበራ ሽግግር ፍትሒ ተዛዚሙ Desta Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስንዳእ ፍኖተ-ካርታ ትግበራ ሽግግር ፍትሒ ፌዴሪኢ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ 9 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምፅዳቑ ስዒቡ እቲ ፖሊሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣኽሱም ዓይኒ ዋሪ 2016 ዓ/ም ንምኽባር ንዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ Desta Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ዓይኒ ዋሪ ንምኽባር ንዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበር ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣፅብሃ ገብረእግዚኣብሄር ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጴጥሮስ ማስረሻ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ኮይኑ Desta Aug 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተወዳደርቲ ሓቢረሙኹም ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ፋና ላምሮት ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ ምዕራፍ 17 መዛዘሚኡ ረኺቡ። ብመሰረት እዚ ጴጥሮስ ማስረሻ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ኮይኑ። ናብቲ ውድድር ዝቐረቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ 7 ኣንፈታት መፍትሒ ኣቐሚጡ Desta Aug 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሐሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ 7 ኣንፈታት መፍትሒ ኣቐሚጡ። ኣብቲ ኣኼባ ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ከንቲባ ምምሕዳራት ከተማ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብሓደ መንፈስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣሰርና ነንብር ብምባል፥ ሓደ እንተኾይንና ካብዚ…