Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ  ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ  ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ሎሚ ናይ ዘሳለጦ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ…

ደቡብ ኮሪያ ንኢትየጵያ ናይ 7 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ንኢትየጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ናይ 7 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ብፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(UNDP)፣ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም(WFP)፣ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል(ICRC)፣ ትካል ሓገዝ…

ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ፋብሪካ መገጣጠሚ ራዲዮ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ኣብ ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኢንዱስትሪ ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ ፋብሪካ መገጣጠሚ ራዲዮ መሪቖም ከፊቶም፡፡…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ወፃኢ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ሎሚ መዓልቲ መሪቐን፡፡ እቲ ፋብሪካ ኣብ መዓልቲ 300,000 ባኒን 420 ኩንታል ሕሩጭን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ቤት…

ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅን ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ዘዘምንን ከምዝኾነ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብን ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፆም። መንግስቲ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ኢኮኖሚያዊ…

ሓወልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ኢትዮጵያውያን ኲናት ኮሪያ ኣብ ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30  ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኮሪያ ወፊሮም ዝነበሩ 2 ሺሕን 482 ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽም ዝኻዘ ዝኽሪ ሓወልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሰሪሑ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1950 ክሳብ 1953 ኣብ ኲናት ኮሪያ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽሞም…

ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተማለአ ሃገራዊ ምዕባለ ዘምፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተረጋገአ፣ ዝተማለአን ቀፃልነት ዘለዎ ሃገራዊ ምዕባለን ዘምፅእ ከምዝኾነ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም። እቲ ከይዲ መመሓየሺ÷ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ሓዊሱ ብሓገዝ ዓለም ለኸ መሓዙት…

ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ንምፅዳቕ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንምፅዳቕ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ትግባረ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ…

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ። ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ፥ ኢትዮጵያ ደቀቕቲ ብሎን እንተይተረፈ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምእተእቲ ተዛሪቦም።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፍርያታት ብዘይተቡእ ዋጋ ኣብ ዝውስኹ ኣካላት ጥንኩር ቁፅፅር ክግር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩን ፍርያት ኣብ ልዕሊ ዝሓብኡን ኣካላት ጥንኩር ቁፅርን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ከምዝውገን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣብላት ማሕበረሰብ ንግዲን…