Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ኣህመድ ሽዴ መበል 20 ኣኼባ ኢኒሼቲቭ ሚኒስትራት ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ባንኪ ዓለም መበል 20 ኣኼባ ኢኒሼቲቭ ሚኒስትራት ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሖም፡፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሳይንስ ሙዝየም ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብተወሳኺ ዋና ዳይሬክተር ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና ተረኺቦም።…

ፀገማት ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ንኽፍትሑ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ብምትሕብባር ክትሰርሕ ኢያ –  ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፤ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገማት ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ንኽፍትሑ ምስ ፈተውቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ “ተለዋዋጢ ኣብ ዝኾነ ዓለም ኢትዮጵያ…

ኤሌክትሪክ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ዓብዪ ኣካል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ሙሉእ ንሙሉእ ደገፍ ክግበረሉ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሌክትሪክ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ዓብዪ ኣካል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ሙሉእ ንሙሉእ ደገፍ ክግበረሉ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ሚኒስትራት ስራሕን ክእለትን፣ ምክልኻል ሃገር፣ ኢንዱስትሪን…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነ ዘሕለፈሎም ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ኣቐዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕደስ ሓይሊ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕስ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ኣቡ ዳቢ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዑመር ሁሴን…

ኣብ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም። ብኢንስቲትዩት…

ኣብ ትግራይ  ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብሙሉእ ዓቕመን ናብ ስራሕ ዝተመለሳ ትካላት ልዑል ኣፈፃፅማ ስራሕ የመዝግባ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ካብ ዝተለሞ ዓመታዊ ኣታዊ 169 ሚኢታዊት ዕውት ከምዝገበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ዓበይቲ ስራሕቲ እናሳለጠ ከምዝኾነ ኣብቲ በዓል መዚ ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኪሮስ…

ጄኔራል ኣበባው ኣመራርሓታት ፅንፈኛ ሓይሊታት ናይ ምልቃም ስራሕ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓካዓካሪቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ፅንፈኛ ሓይይሊን ብምስባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣንፃራዊ ሰላም ምዕሳል ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም፡፡…

ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕንወት ኢኮኖሚ ብስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ንምስላጥ ኣብ ሃገራዊ ትልሚ ብምክታት ይስራሕ ኣሎ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣበነጋ እንትበፅሕ፥ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን…