ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ፬ይ ኣኽሱም ዳግመ በረራ ብዕሊ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 ዓ ም( ኤፍ ቢ ሲ) መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ፬ይ ኣኽሱም ዳግመ በረራ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ጀሚሩ። ብሰንኪ ኵናት ከቢድ ዕንወት ገጢምዎ ኣገልግሎቱ ተቛሪፁ ዝፀንሐ እቲ መዕርፎ ነፈርቲ፥ ንዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከይዲ ህንፀት ምፅንሑ ይዝከር። እቲ ክካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረይቲ ትካላት መሰረታዊ ተስፋታት ትግራይ ኢዮም – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረይቲ ትካላት መሰረታዊ ተስፋታት ትግራይ ኢዮም ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ብምትሕባር ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ትግራይን ዝተሰናደአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝፈረሱ ኣባይቲ መተካእታ ንዝህነፅ ህንፃ እምነኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብምዃን ብምኽንያት ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ተመሪቑ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ካልኦትን ተረኺቦም። ነቲ ፋብሪካ ዝመረቑ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣብይ(ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ሪፐብሊክ ኮሪያን ሲንጋፖርን ዝነበሮም ፃንሒት ዕዉት ኢዩ -ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) Desta Jun 7, 2024 0 አዲስ አበባ፣ ግንቦት 30፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ሪፐብሊክ ኮሪያን ሲንጋፖርን ዝነበሮም ፃንሒት ኢትዮጵያ ንዝጀመረቶ መመሓየሺ ኢኮኖሚ፣ ምዕባለን ጉዕዞ ለውጢ (ሪፎርም)ን ልዑል ኣሰር ኣንቢሩ ኢዩ” ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝዘታየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ኢዩ፡፡ ንስሩዕ ወፃኢታት መንግስቲ ፌዴራል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 260 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረብ 260 ቢሊየን ብር ዘመዝቡ 233 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስራሕ ከምዘውዐሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ን75 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ኣል ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ፋይናንሲንግ ጥዕናን ስሩዕ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ-ልኡኽ ስዑዲ Desta Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ ክብል ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ስዑዲ ዓረብ ገሊፁ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብ ቢሸፍቱ ዝርከብ ትካል ኣፍራዪ ቀለብ እንስሳት ኣለማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ብሄራዊ ማእኸል እፅዋት ሲንጋፖር ኣብ ዝተሳለጠ ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሲንጋፖር ፈላማይ ዕለት ዑደቶም ኣብ ብሄራዊ ማእከል እፅዋት ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም። ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ኣብ መንጎ…