መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ።
መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ…