Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

‎ከይዲታት ዲሞክራሲ ምስ ኣጉርና ነባራዊ ኩነታትን ተሞክሮን ዝተጠዓዓሙ ንኽኾኑ ኣፍሪካዊ ትካላት ልዑል ግደ ይፃወቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)‎ ከይዲታት ዲሞክራሲ ምስ ኣጉርና ነባራዊ ኩነታትን ተሞክሮን ዝተጠዓዓሙ ንኽኾኑ ኣፍሪካዊ ትካላት ልዑል ግደ ይፃወቱ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኢትዮጵያ ስግግር ዴሞክራሲ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኢትዮጵያ ስግግር ዴሞክራሲ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢሉ፡፡ መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሱዌሳ ዋንዳራ ካዙቤ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢጋድ ዝገበሮ ግደ ምዕዛብ ኣመልኪተን…

ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከይዲ ምሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ከምዝኾነ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከይዲ ምሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ከምዝኾነ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ብሙሉእ ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከምዝሓበሮ፤ ላዕለዎት ኣራርሓ እቲ ኣገልግሎት 7ይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…

ኢትዮጵያውያን መሪፆም፤ ኢትዮጵያ ተዓዊታ!

ኢትዮጵያ ካብ ዜጋታታ ብዝደለይቶ ነገር ኣብ ዝደለየቶ ኩነታትን እትረክብ ሃገር እያ። ሃገሮም ዝሓተቶም ካብ ምሃብ ንድሕሪት ዘይብሉ ዜጋታታ ስለዘለዋ ብልዑል ኮሪዓ። ካብ ዓድዋ ክሳብ ግድብ ህዳሰ፣ ካብ ወገን ንወገን ምርድዳእ ክሳብ ሓምለዋይ ኣሰር ተሳትፎ ዜጋታታ ሓቲታ፣ ካብቲ ዝደለየቶ ንላዕሊ…

ሰዓት ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተናዊሑ

ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ታራ ሒዞም ዝፀንሑ መረፅቲ ክሳብ ዝመርፁ ክቕፅል ኢዩ - ቦርድ መረፃ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ መሃብ ድምፂ ቅድሚ ሰዓት 12 ሰልፊ ሒዞም ዝፀንሑ መረፅቲ ክሳብ ዝመርፁ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝወዳደሩሉ ክልል መረፃ ጎማ 2 እናተኻየደ ዝርከብ ከይዲ መረፃ ፍትሓዊ ኢዩ – ሕፁያት ዝተፈላለዩ ፓርቲታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝወዳደሩሉ ክልል መረፃ ጎማ 2 እናተኻየደ ዝርከብ ከይዲ መረፃ ፍትሓዊን ዴሞክራሲያዊን ኢዩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሕፁይ ኮይኖም ኣብ ዝቐረቡሉ ክልል መረፃ ጎማ 2 ንባይቶ ወከልቲ…

ዓለም ለኸ ተዓዘብቲ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ይምልከቱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ዝርከብ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ይምልከቱ ኣለዉ። ኣብቲ ክልል መረፃ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት ማሕበረሰብ ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ድምፆም…

50 ሺሕን 188 ጣቢያታት መረፃ ኣብ ሰዓቶም ተኸፊቶም – ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት መረፃ ኣብ ሰዓቶም ተኸፊቶም ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተጀሚሩ ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ፤ ግዚያዊ ከይዲ እቲ መረፃ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መረፃ ህዳሴ (02-1) ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ንግሆ ሰዓት 12:00…