Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኻት ቢዝነስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከሳልጡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንግዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተመርሐ 79 ኣባላት ዘካተተ  ጉጅለ ልኡኻት ነግዲን ኢንቨስትመንትን ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዘሳልጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብዩ…

መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ካልኦት…

ኣብ ትግራይ ብወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ክትከል ኢዩ-እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…

ዓለም ለኸ ኦዲት ድሕንነት ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኦዲት ድሕንነት ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ብሰብ ሞያ ኦዲት ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል አቪዬሽን/ኣይ ሲ ኤ ኦ/ ዝካየድ እቲ ኦዲት፥ ድሕሪ 12 ዓመታት ንፈለማ እዋን ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። ምክትል ዋና…

መናእሰይ ጊዘኦም ብምንባብን ወለንታዊ ኣገልግሎትን ንከሕልፉ ብዕቱብ ክንሰርሕ ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ምንባብ ባህሊ መፃሕፍቲ እውን ኩሉ ግዘ ኣብ ገዛ ዝርከቡ ንክኾኑ ከም ሃገር ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝሰኸነ፣ ዝሓስብን…

ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ዝበለፀን ጥንኩርን ኮይኑ ከምዝቕፅል ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ዝበለፀ ጥንኩርን ኩለመዳያዊን ኮይኑ ከምዝቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ፕሬዝዳንት ዩን ሱክ ይኦል…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማእኸል ዝኽሪ ዘመትቲ  ኢትዮጵያ ኲናት ኮሪያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ሓወልቲ ዝኽሪ ኲናት ኮሪያ ሕቑፊ ዕምበባ ብምቕማጥ ኣብ ማእኸል ዝኽሪ ዘመትቲ  ኢትዮጵያ ኲናት ኮሪያ ዑደት ገይሮም። ኣብ ደቡብ ኮርያ ከተማ ቹንቺዮን እንትበፅሑ ድማ ድሙቕ…

ፊልድ ማርሻል ብርሄኑ ጁላ ኣብ ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሰልጠንቲ ሕፁያት መኮንናት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሄኑ ጁላ ኣብ ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሰልጠንቲ ሕፁያት መኮንናት ተዓዚቦም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ዑደቶም÷ "ሃገርና ዝመርሑ ዓበይቲ መራጀሕቲ ኣብ ዝሰልጠኑሉ ወታደራዊ ኣካዳሚ…

ዘተ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘተ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኲናት ነቢርናሉ ኢና፤ ዝተወሰኑ ፀገማትና ፈቲሕናሉ ኢና። ’ኣብዮት’ ደጋጊምናዮ…

መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣማሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣማሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መረፃ፣ ምገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ ምግባር ምርጫን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ኣዋጅ…