ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ዓውዲ ምርኢት “ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ 2024” ከፊቶም Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንዓውደ ምርኢት "ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ 2024" ብዕሊ ብምኽፋት ኣጀሚሮም። ህንፀት ውሽጢ ሃገርን መሰረተ ልምዓትን ብፈጠራን መፍትሒታትን ንምእንፋት ዝዓለመ ''ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ እናዓበያ ዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕናን ንምቕራብ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ እናዓበያ ዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕናን ብዝተማለአ መልክዑ ንምቕራብ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓዊሱ ዝምልከቶም መሓዙትን መዳርግቲ ኣካላትን ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ እናተኻየደ ብዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ሕብረተሰብ ኣብ ሓሳባት ኣጀንዳ ዝገብርዎ ዘለዉ ዘተ ይቕፅል ኣሎ Desta May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ዘቑፀረን ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተሓባብሮ ዘሎን ምዕራፍ ልዝብ ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ። ካብ ትማሊ 21 ገንቦት 2016 ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ ኣብ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ተሳተፍቲ ክፋላት ሕብረተሰብ ብጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዘይ ገደብ ሓገዝ ንምግባር ዘኽእል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘይ ገደብ ሓገዝ ንምግባር ዘኽእል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መተግበሪ ብፍላይ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ብቐጥታ ሓገዝ ንኽገብሩ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያን ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኣብ ትሕቲኡ ዝመሓደሩ ኩባኒያታትን ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ዊንስተን ፒተርስ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዝውገኑ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ-ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ-ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ክልተ ግዘ ጉባኤ የካይድ። እቲ ቀዳማይ ጉባኤ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ናይ ዘተ ምዕራፍ ኣብ ዝቕፅል ጉባኤ ዘተ ንዝለዓሉ መሰረታዊ ጉዳያት ቁልፊ ግደ ኣለዎ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ክልላዊን ምምሕዳር ከተማን ዘተ ምዕራፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ÷ እቲ ኮሚሽን ብሕቶ ምሁራን፣ ልሂቃንን ዝተፈላለዩ ትካላት ፖለቲካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህልወን ጥንኩር ስርዓት ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ የድሊ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህሉ ክፍፍል ኣታዊን ምምሕልላፍ ስልሒትን ግልፂን ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ዝገበረ ክኸውን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ ክፍፍልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ። ፈለማ ንልዝብ ዝቐርቡ ተሳተፍቲ ብዘተን ምይይጥን ሓሳባት ኣጀንዳ…