ቢዝነስ ኣብ ትግራይ 227 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም Desta May 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 227 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዋ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ብምትካእን ንግዲ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ናብ 23 ነጥቢ 3 ሚኢታዊት ከምዝነከየ ተገሊፁ Desta May 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝነበረ ናህሪ ዋጋ ናብ 23 ነጥቢ 3 ሚኢታዊት ከምዝነከየ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ንምግቢ ዝውዕሉ ጥረ ኣቑሑ በቢእዋኑ ይውስኹ ስለዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ብቐፃልነት ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ። ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዋና ኣተሓባባሪ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣደም ፋራህ፥ ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ክሳለጥ ኢዩ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዘሳልጥ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣፍሊጡ። እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘማሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ካብ 24 ጉንበት 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ተገሊፁ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ሚኒስትር ካውንስለር ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ያንግ ይሃንግ ገሊፆም። ኮንፈረንስ ላዕለዎት ሰብ ሞያ ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ(ፎካክ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ክብ ንምባል ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ክብ ንምባል ዝዓለመ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሳሊጡ። ብሓላፊ ዋና መምርሒ መረዳእታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ጌታቸው ጉዲና ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ብሓላፊ ዋና ኤጀንሲ መረዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሄሊኮፕተር ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ በጀት ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ክዕወት ከምዝኽእል ዝእንፍት ውፅኢት ተመዝጊቡ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዝተተንበየ 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምዕዋት ከምዝከኣል ዝእንፍት ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ÷ “ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፀዋዕቲ ትካላት ቀዳማይ ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ የሳልጣ ኣለዋ Desta May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፀዋዕቲ ትካላት ቀዳማይ ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብቲ ገምጋም ተፀዋዕቲ ትካላት ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ልምዓትን ለውጢን ትካላት መርኣያ ብምዃን ዝፍፅምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም Desta May 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤታት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ዲፕሎማትን መዳርግቲ ኣካላት…