ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ምንቅስቓሳት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ምንቅስቓሳት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመን መተሓባበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቱርክ ኣብ ኢስታንቡል ተኻይዱ። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮያውያን ከም ባህሊ ክሳብ ዝቑፀር ብትግሃት ብምስራሕ ሓምለዋይ ዝለበሰት ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን… Gebremariam Weldegerima May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮያውያን ከም ባህሊ ክሳብ ዝቑፀር ብትግሃት ብምስራሕ ሓምለዋይ ዝለበሰት ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኩለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ናይ ምኽክር ምዕራፍ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ኢትዮጵያ ናይ ምምሕዳር ከተማ (ክልላዊ) ምኽክር ምዕራፉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ዝጅምር ምዕራፍ ዝውገኑ ሰለስተ ቀንዲ ቀንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፎረም፥ ሚኒስትር ነግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምፍፃም መደባት ዘሎ ውስንነት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ሓደጋ ከየእቱ ዝለዓለ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ይግባእ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ክሳብ ወረዳ ዘሎዉ ኣመራርሓ መንግስቲ ዝተሳተፉሉ ክልላዊ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሒዝዎም ዝተበገሰ ኩለ መዳይ መደባት ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥንኻር ርክብ ኢትዮ-ሱዑዲ ንምርግጋፅ ቀጣናዊ ሰላምን ድሕንነትን ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣምባሳደር ታዬ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ርክብ ኢትዮ-ሱዑዲ ንምርግጋፅ ቀጣናዊ ሰላምን ድሕንነትን ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብ ፈይሰል ቢን ፋርሃን ኣል-ሳዑድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዘቲዮም Desta May 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዋንግ ቶንግዙን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕሩይን ሓመለዋይን ከባቢ ዘካትተ ሓዱሽ ህንፀት መንበሪ ህንፃ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ መስከረም ንምዝዛም ሎሚ ጀሚርና- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta May 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት ዝጀመርናዮ ምንቅስቓስ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ትሑት እቶት ናይ ዘለዎም ምናልባት ናይ መወዳእታ ስፍራ ንምህናፅ ድልዊ ናይ ምግባር ስራሕ ተሰሪሑ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ትሰርሕ ኣላ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta May 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ስራሕቲ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ዘለዎ ከይዲ ፈተናታትን…