ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር ሕሩይ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ቢዝነስ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ ብራንድ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣…
ቢዝነስ 50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዝ ኣሎ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ዘይቲ፥ ንምምሕያሽ ናህሪ ናብራን ምርግጋዕ ዋጋ ኣብ ሓዱሽ ዓመትን ተሓሳቢ ብምግባር ብመንግስቲ ዝተዓደገ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ። መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአ ግዕዚይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ኣብ ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ኣዝርእቲ፣ ገዛውትን እንስሳን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰለዋ ጣቢያ ስምረት ቁሸት ኣምባ ብፍላይ ድማ ኣብ ጎጣት ማይ ኣምላን ምችኣል ኣምላን ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ኣዝርእቲ፣ ገዛውትን እንስሳን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። እቲ ጋህሲ መሬት ኣብቲ ከባቢ ብምኽኒያት ዝዘነበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተገበረ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ሕቶ ማሕበረሰብ ንግዲ ይምልስ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተገበረ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ሕቶ ማሕበረሰብ ንግዲ እናመለሰ ከምዝኾነ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ማኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪታት መተንፈሲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተኸፍቶም ተወሰኽቲ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ብሰከንድ ምፍሳስ ጀሚሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪታት መተንፈሲ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተኸፍቶም ተወሰኽቲ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ብሰከንድ ምፍሳስ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣን ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ስራሕ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ትማሊ ስራሕ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣበሲሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ግድብ ህዳሰና ትማሊ ሳልሳይን ራብዓይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ተተኺሎም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ እዚ ዓመት፤ ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ተተኺሎም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምዝዛም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ…