ኣብ ለውጢ ዓመታት ንህዝቢ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ጋህዲ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ፈተናታት ብምፅዋር ንህዝቢ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ብዙሓት ስራሕቲ ጋህዲ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ኣብ ወለጋ ንሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ዝተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብቲ…