ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ተጠቃሚ ንምግባር ዝተሓንፀፀ ትልሚ ብግቡእ ምትግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ካብ ዝነበሮ ኩነታት ዘሳግርን ህዝቢ ተረባሒ ዝገብርን ስራሕ ንምትግባር ትልሚ ብሓላፍነት ምፍፃም ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም፡፡ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደሮች ሓላፊነቶም ብትግሃት ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ንዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብትግሃት ክዋፅኡ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ነብዩ ተድላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ሃገር ምውካል ብዪ ክብሪ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ህልውና ባንኪታት ኢትዮጵያ ክቕፅል ዝገበረ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ህልውና ባንኪታት ኢትዮጵያ ክቕፅል ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣመልኪቶም ትማሊ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚኣ ኣትሒታ ምፅናሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ብዛዕባ ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ሃይማኖት ንምርግጋፅ ሰላም ዘለዎም ግደ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖት ንምርግጋፅ ሰላም ዘለዎም ግደ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መበል 16 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤን መድረኽ ኣፍልጦን “ፅቡቕ ንዝገበሩልና ነመስግን፤…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ሓፈሻዊ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ቀፃሊ ኣንፈት ኣቐሚጡ። ኣብቲ እዋን ዘተ ኮሚሽነር ፖሊስ ጀነራል ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ እቲ ሓራዊ ግብረ-ሓይሊ ኣብ ኢትዮጵያ እናተመሓየሸ ዝመፅአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ሰሜን ምዕራብ ግቡእን ልኡኽቶኡን ብጅግንነት እናተዋፅአ ዝርከብ ጥንኩር እዚ ኢዩ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ እዚ ሰሜን ምዕራብ ግቡእን ልኡኽቶኡን ብጅግንነት እናተዋፅአ ዝርከብ ጥንኩር እዚ ኢዩ ኢሎም። ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ እዚ ብምዃን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኣወጅ ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኣወጅ ስምምዕነት ልቓሕ ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼባኡ ዘካየደ እንትኸውን÷ ኣቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንመፈፀሚ ቀዳማይ ዘላቒ ልምዓትን ኩለመዳይ ፖሊሲ ዕቤት ልምዓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ መርሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተገበረ ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ ንምፅዳቕ ኣብ ዝተሰናደአ ኣዋጅ ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ውሳነ ስዒቡ ቀሪቡ ኣሎ፡- 24…