ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንህዝቢ ኣብ ጎኑ ብምስላፍ ሰላምን ደሕንነትን ናይምኽባር ስርሑ ብብቕዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኮማንድ ፖስት ልኡኽትኡ ብቖራፅነት ብምውፅኡ ኣንፃራዊ ሰላም ከምፅእ ክኢሉ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ህዝቢ እቲ ክልልን እቲ ኮማንድ ብዝወሰዶ ዝተዋደደ ስጉምቲን ኣንፃራዊ ሰላም ከምፅእ ከምዝኸኣለ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል በባው ታደሰ ገሊፆም። ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተሓባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን። ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎጃም ህውከት እናፈጠረ ዝነበረ ፅንፈኛ ሓይሊ ጉዳት በፂሑዎ ኣሎ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎጃም ህውከት እናፈጠረ ዝነበረ ፅንፈኛ ሓይሊ ልዑል ጉዳት በፂሑዎ ኣሎ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮማንድፖስት ጎጃም ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ዓፋር፣ ኦሮሚያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ሃረሪ፣ ኣምሓራ፣ ማእኸላይ ኢትዮጵያን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖታዊ ክብሪታትና ንሓድነትን ሕብረትን ፅኑዕ መሰረት ኢዮም – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታዊ ክብሪታትና ንዘላቒ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን ህዝቢታት ፅኑዕ መሰረት ዘንብሩ ከምዝኾኑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ተዛሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ÷ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) መበል 1445 ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መበል 1445 ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ወርሒ ረመዳን መላእ ማሕበረሰብ ሙስሊም ብናፍቖትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜናዊ ጅቡቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 38 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጠረፍ ባሕሪ ጅቡቲ ፍልሰተኛታት ኣሳፊራ ናብ የመን እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ 38 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ዘጋጠመ ትማሊ ዕለት ኣብ ሰሜን ምብራቕ ጅቡቲ ጥቓ ጠረፍ ባሕሪ ጎዶሪያ…