ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ አመስጊነን Desta Apr 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ አመስጊነን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ናብ ኣደባባይ ብምውፃእ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከባ ኩለን ክፍላተ ከተማ ዝመፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። በቲ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ Desta Apr 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ። - ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ሃገርና ግደና ክንዋፃእ ኢና!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ Desta Apr 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ካብቲ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃፅኡ ነበርቲ፣ ሓረስቶትን ሰራሕተኛ መንግስቲን ተረኺቦም። እቶም ሰልፈኛታት፥ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልምዓት ኮሪደር ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልምዓት ኮሪደር ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን መረፃ፤ “ ኣዲስ ኣበባን ከም ስማ ውቅብቲ ዕምበባ ንምግባርን ንነበርታ ምችውቲ ክትከውንን” ንምስራሕ ንህዝቡ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ግልጋሎታትን ምምሕዳርን ብዘላቕነት ንምምሕያሽ ፍሉይ ትኹረት ተዋሂቡ – ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ግልጋሎታትን ምምሕዳርን መንግስቲ ብመሰረታዊነትን ዘላቕነትን ንምምሕያሽ ፍሉይ ትኹረት ከምዝተገበረ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ሓለፍቲ ትካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ተግባራት መመሓየሺ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡ በምኽንያት እቲ ሰልፊ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርቲ ከምዝዕፀዉ እውን ፖሊስ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ ክብሉ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ዘውፀኦ ናይቶም ገዛኢ ባንኪ ፅሑፍ፤ እታ ሃር ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ እመዝገበቶ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓን ንምርግጋፅ ዝውዕሉ ሽዱሽተ ፕሮጀክታት ንምትግባር ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Apr 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ስታርት አፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይአ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…