ምስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ተተሓሒዙ ዒድ ሶላት እቲ በዓል ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ተተሓሒዙ ዒድ ሶላት እቲ በዓል ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ብምዃኑ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፈጠር ኣሽከርከርቲ ቀፂሎም ዝተገለፁ…