Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ደሕንነቶም ዝሓለወ ስርዓት ዲጂታል ዝበዝሐሉ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ልኡላውን ደሕንነቶምን ዝሓለው ስርዓት ዲጂታል ዝበዝሐሉ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቦ ወንበር ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ተመስገን ጥሩነህ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…

ዲጂታላዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተደላይ ኮይኑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዲጂታላዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተደላዩ ኮይኑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። 30 ሚልዮን ዜጋታት መለለዩ መንነት ስርዓት ፋይዳ ዜጋታት ግልጋት እናወሰዱ እንትኾ ነዚ ዲጂታላዊ ስርዓት ኣብ ዛምቢያ ሓዊሱ ናብ ካልኦት…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ሓይሊ ምህናፁ መርኣያ ሪፎርም ፀፅታና ኢዩ – ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ሓይሊ ምህናፁ መርኣያ ሪፎርም ፀፅታና ኢዩ - ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን አዲስ አበባ፣ ታሕሣሥ 12፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶኡ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ዝኾነ ኤሊት ሓይሊ ፖሊስ ምህናፁ ዓብዪ መርኣያ ሪፎርም…

ፍሉይ ሓይሊ ኮማንዶ ኣፀገምቲ ኦፕሬሽናት ብጅግንነት ዝፍፅም ኢዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል

አዲስ አበባ፣ ታሕሣሥ 12፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ኮማንዶ ኣፀገምቲ ኦፕሬሽናት ብፍልጠትን ጅግንነት ዝፍፅም ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል፡፡ ኣካዳሚ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፖሊስ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ  ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥  ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…

ጉዕዞ እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መፈለምትኡ ክሳብ ሕዚ ዘርኢ ሙዝዬም ዘዋደደ ቢላሉል ሓበሺ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከባቢ መካኒሳ ዝርከብ ቢላሉል ሓበሺ ሎሚ መዓልቲ ጎብኒዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝበሉዎ÷ ቢላሉል ሓበሺ ኣካል ታሪኽ ኢትዮጵያ ዝኾነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ብዛዕባ ምድላዋት ኮፕ 32 ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ምስ ኣቦ…

ወሳኒ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮ-ህንዲ ንቕድሚት ዝቕፅል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዊሕን ዓሚቕን ዝኾነ ወሳኒ ጉዕዞ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮጵያን ህንዲን ንቕድሚ ዝቕፅል ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ትማሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተምሳሌ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ዑደት ናሬንድራ…

ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሸን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዑደት ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዓለም በዓልቲ ብዙሕ ዋልታ ምዃና ዘለዋ ቀንዲ ግደ ዘረጋገፀ እዩ ኢሉ ግልጋሎት ኮሙኒኬሸን መንግስቲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዑደቶም ኣብ ኢትዮጵያ…