ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንሃንፆ መዕርፎ ነፈርቲ ህዝብና ብዝበለፀ ዘቀራርብ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እንሃንፆም ሕድሕድ ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ ክልላት የነቓቕሕ ከምኡ እውን ህዝብና ብዝበለፀ ዘቀራርብ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ንዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንመበል 1ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ንኹሎም ሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽተሉ ኢትዮጵያውያን እንዃዕ ኣብፅሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመበል 1ሺሕን447 በዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ ነብዩ ኢብራሂም ብትእዛዝ ኣላህ ንወዶም መስዋእቲ ዘዳለዉሉን ፅንዓቶም ተፈቲኑ ዝተዓወተሉን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ሎሚ ዓመት ሓፈሻዊ መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝበልዎ፤ ምትእስሳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen May 26, 2026 0 አዲስ አበባ፣ ግንቦት 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመበል 1447 ንበዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዝስዕብ ክቀርብ:- እንዃዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 55 ስሩዕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት ኣኼባ mizan mekonen May 26, 2026 0 ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መበል 55 ስሩዕ ኣኼባኡ ብምክያድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ተመያይጡ ኣሕሊፉ። 1. ፈለማ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልተ ፋይናንሳዊ ሓገዝን ስምምዓት ልቓሕን ዘትዩ። እቲ ቀዳማይ ንሰበኽ ሳግም ምምሕያሽ ምግብን መነባብሮን ንምትግባር ካብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ናይ ኣርብዓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ስልጣን መንግስቲ ሒዘ ኢሉ ብኻሊእ መገዲ ስልጣኑ ንምቕፃል ኣይሰርሕን – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልፅግና ስልጣን መንግስቲ ሒዘ ኢሉ ብኻሊእ መገዲ ስልጣኑ ንምቕፃል ኣይሰርሕን ኢለን ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽቶ ምኽቫር ሰላም ብመንፈስ ኢትዮጵያዊነት ምፍፃም ይግባእ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ Gebremariam Weldegerima May 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ልኡኅቶ ምኽባር ሰላም ብመንፈስ ኢትዮጵያዊነት፣ ብፍፁም ህዝባዊነትን ወታደራዊ ፕሮፌሽናሊዝምን ምፍፃም ይግባእ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ። ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ምኽባር ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመዓልቲ ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፎም mizan mekonen May 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ኣፍሪካውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን እንዃዕ ንመዓልቲ ኣፍሪካ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ…