ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ በሻሻ ድምፂ ሂቦም mizan mekonen Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ኣብ ትውልዲ ዓዶም በሻሻ ድምፂ ሂቦም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም፡፡ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብት ኣፍሪካ ዝኾኑ ነበር ፕሬዝዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል መረፃ ደሴ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ምድላው … Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ክልል መረፃ ደሴ ኩሎም ጣቢያታት መረፃ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝግበር ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ምድላው ብልዑል ተበግሶን ጥንቃቐን እናተወገነ ይርከብ። ኣብ ትሕቲ እቲ ክልል መረፃ ንዝርከቡ ኩሎም ጣቢያታት መረፃ መውሀቢ ድምፂ ኮሮጆታት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴሞክራሲ ንምፅናዕ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ካብ ካሊእ ክትመሃር ይግባእ – ኡሁሩ ኬንያታ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዴሞክራሲያዊ ምምሕዳርን ስርዓት መረፃን ንምጥንኻር ሃገራት ኣፍሪካ ኣንጀዳአን ካብ ካሊእ ልምዲ ክቐስማ ኣለወን ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ኣብ መራሒ ጉጅለ ታዓዛቢ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣፍሪካ ኡሁሩ ኬንያታ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኽካየድ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ተሪፉዎ። Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ፅባሕ ሰኑይ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም ብሄራዊ ቦርድ መነረፃ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ትካላት ፀጥታን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ኣድላዪ ምድላው ገይሮም ኢዮም፡፡ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፤ ሓበራዊ ግብረ ፀፅታን ድሕንነትን እቲ መረፃ ብዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ዘተኣማምን ኣህጉራዊን ዞባውን ሰላም ልምዓትን ምዕባለን ክረጋገፅ ኣይክእልን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen May 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዘይ ዘተኣማምን ኣህጉራዊን ዞባውን ሰላም ልምዓትን ዕብየትን ምርግጋፅ ኣይክኣን ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ቅድሚ ሕዚ ዝተኸተመ ክልተኣዊ ወታደራዊ ምትሕግጋዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 54 ሚሊየን መረፅቲ ተመዝጊቦም – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዕሊ 54 ሚሊየን መረፅቲ ተመዝጊቦም ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ። እቲ ቦርድ ኣብ ከይዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበለኦ፤ ነቲ መረፃ 54 ሚሊየን 571…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕዉትነት እቲ መረፃ ዘለዎ ሓገዝ ክገብር ኢየ – ኢጋድ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኽዕወት ቀፃሊ ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ኢየ ኢሉ፡፡ እቲ መረፃ ናፃ፣ ዴሞክራሲያዊ፣ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒን መካተቲን ንኽኸውን እጃሙ ከምዝዋፃእ ኣረጋጊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ናይ ፖሊሲ ኣማራፂ ሓሳቦም ንህዝቢ ዘፋልጡሉ መድረኽ ኣብ ምፍጣር ተወሳኺ ስራሕ ተወጊኑ – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፓርቲታት ናይ ፖሊሲ ኣማራፂ ሓሳቦም ንህዝቢ ንምፍላጥ ዝኸኣሉሉ መድረኽ ኣብ ምፍጣር ጭቡጥ ተግባራት ተሳሊጦም ኢለን ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ። ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 47 ተናሓናሕቲ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ቦረናን ጉጂን ንደንጒ እምበር በፂሕናሉ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንደላዪ ሰላም ህዝቢ ቦረናን ጉጂን ንደንጒ እምበር በፂሕናሉ ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ መዕርፎ ነፈርቲ ነገሌ ቦረና ገዳ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ምስገበሩ ኢዩ፡፡…