ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዛምስ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልክእኽቲ÷ ቀዳማይ ዕላማና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዝተወገኑ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሕድሳት ከተማን ልምዓት ኮሪደርን ዑደት ገይሮም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ ንኣባላት እቲ ባይቶ ገለፃ ገይረን፡፡ ኣብ ገለፃአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ዕላማን ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪን ነተፖም ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲ መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ብምዃን ዝተሸሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣባላት እቲ ቦርድ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝርከብ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ንዝኾነ መፍትሒ ልምዓት መሰረት ንምንባር ብፅንዓት ደው ምባላ ኣረጋጊፆም Desta Mar 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ንዝኾነ መፍትሒ ልምዓት መሰረት ንምንባር ብፅንዓት ደው ምባላ ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ዑደት ምክያዶምን በቲ ዘካየድዎ ዑደት ዝተሰምዖም ታሕጓስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ የጋንዳ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ ኢንተቤ ዝተኸበረ መርሃ ግብሪ ሽልማት ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ ጃኮብ ኦላንያ የጋንዳ ተሳቲፎም። ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ኣብ መናእሰይ ኣብ ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኣብ ኢትዮጵያውያን ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነት ፈጢሩ ኢዩ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነትን ተበግሶን ከምዝፈጠረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካን ዋና ተደራዳሪ እቲ ግድብን ስለሺ በቀለ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወዳደርቲ ናይ ብሉፃት ብሉፃት ፋና ላምሮት ፅባሕ ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ብርቱዕ ንሕንሕ ክገብሩ ኢዮም Desta Mar 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳደርቲ ናይ ብሉፃት ብሉፃት መበል ራብዓይ ዙር ፋና ላምሮት ፅባሕ ናብ መዛዘሚ ንምሕላፍ ብርቱዕ ንሕንሕ ክገብሩ ኢዮም ኣብ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ፥ ትዕግስት ኣስማረ፣ ሄኖክ ብርሃኑ፣ ባምላክ ቢያድግልኝ፣ ሃብታሙ ይሄነውን በረከት ደመወዝን ክሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብና ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ብዙሕ ፅባቐን መልክዕን ኢዩ ዘለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Mar 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሕክምናዊ መጥባሕቲ ምልቆ ማህፀን ተጀሚሩ Desta Mar 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዕውት ዝኾነ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ምልቆ ማህፀን ይካይድ ከምዘሎ ሜዲካል ዳይሪክቶር እቲ ሆስፒታል ዶክተር አታኽልቲ ገሊፆም። ዛጊድ ብኣዝዩ ከቢድ ፀገም ዝነበረን ትሽዓተ ኣዴታት ዕውት ብዝኾነ መገዲ…