Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ወጋሕታ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ሕይወት ዘበን፣ ፅሬትን ግቡእነት…

ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 294 ሚልየን ብር መደብ ልምዓታዊ ሰፍትነት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 294 ሚልየን ብር  መደብ ልምዓታዊ ሰፍትነት ከም ዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ን68 ሺሕን 855 ተመዛበልቲ ወገናት ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ኣብ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ሲልቪ ባይፖ-ተሞን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።…

ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ታዬ ኣብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝገለፁዎ÷ ጉባኤ እቲ…

መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። ብፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናስ ሰርዋ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ትግራይ ንምዝታይ…

ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ፅሬትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፀሓፊት ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሓጋዚት ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐበሊም ኣዘራሪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኢትዮጵያ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ሶማሊያ ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ንህዝቢን መንግስቲን እታ ሃገር ገሊፃ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብዚ ሰሙን…

መበል 44 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ክለዓሉሉ ኢዮም ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ መበል 44 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅር ኢዩ። ኣብቲ ጉባኤ ንመበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ኣጀንዳ ምርቃቕ ሓዊሱ ዝተፋላለዩ ርእሰ ጉዳያት ከምዝለዓሉ መርሃ ግብሪ እቲ…

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩዋንዳ ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ሓሙሽተ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንስት…